ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 35
  • ምስጋና ንትዕግስቲ ኣምላኽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምስጋና ንትዕግስቲ ኣምላኽ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምስጋና ንትዕግስቲ ኣምላኽ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • “ብዅሉ ኣመስግኑ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ነቲ ኣጋጣሚ ኽትጥቀመሉ ዲኻ፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ዕጉስ ኩን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 35

መዝሙር 35

ምስጋና ንትዕግስቲ ኣምላኽ

(2 ጴጥሮስ 3:15)

1. ብርቱዕ ኢኻ፡ ሓያል ኣምላኽና፡

ፈታው ተግባራት ቅንዕና፣

ምድሪ ብእከይ መሊኣ፡

ተጕህየካ ንኽትሪኣ፣

ኣይተደንጕያን መዓልትኻ፡

ዚከዓወላ ቝጥዓኻ፣

ንጽበ’ሎና ተስፋኻ፡

’ናመስገና ንትዕግስትኻ።

2. ንሽሕ ዓመት ጌርካ ትቘጽሮ፡

ከም መዓልቲ፡ ከም ቍንጣሮ፣

ቀሪባ’ያ መዓልትኻ፡

ኣይትድንጕን ካብ መደብካ፣

’ተ ጸላእካ’ኳ ዅሉ ሓጥያት፡

ንስሓ ርኢኻ ትድሰት፣

ብተስፋ ንጽበ’ሎና፡

ንዓብዪ ስምካ ’ናወደስና።

(ሉቃ. 15:7፣ 2 ጴጥ. 3:8, 9 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ