ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 37
  • ቅዱሳት ጽሑፋት—መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቅዱሳት ጽሑፋት—መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ቅዱሳት ጽሑፋት—ብድራኸ መንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንቓል ኣምላኽ ተጠቒምካ ንርእስኻን ንኻልኦትን ሓግዝ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ገለ እኳ ሽልማትካ ኣይከልክልካ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ቃል ኣምላኽ ንመገድኻ ብርሃን ከም ዚኸውን ግበሮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 37

መዝሙር 37

ቅዱሳት ጽሑፋት—መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ

(2 ጢሞቴዎስ 3:16, 17)

1. ቃል ኣምላኽ ይህብ ብርሃን፡

ነእጋርና ትኽ የብለን።

ምስ ’ነርኢ ድልድልቲ እምነት፡

ንነብርውን ብሓርነት።

2. ዝነፈሶ’ዩ መንፈስ፡

ፍልጠት ኣምላኽ ይልግስ፣

ይረድኣና ንምዕራይ፡

ተግሳጽ የሆዋ ምጽባይ።

3. በዚ ጽሑፋት ጌርና፡

ፍቕሪ ኣምላኽ ፈሊጥና፣

ንምርምሮ ዕለት ዕለት፡

ንኽንረክብ ዓስቢ ህይወት።

(መዝ. 119:105፣ ምሳ. 4:13 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ