ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 19
  • ኣምላኽ እተመባጽዓልና ገነት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣምላኽ እተመባጽዓልና ገነት
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣምላኽ ዘተስፈወና ገነት
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • “ኣብ ገነት የራኽበና!”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ገደብ ኣልቦ ህይወት!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • እታ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሳ ዘላ ገነት ኣበይ ትርከብ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 19

መዝሙር 19

ኣምላኽ እተመባጽዓልና ገነት

(ሉቃስ 23:43)

1. ቃል ኣትዩልና፡ ክንወርስ ገነት፡

ኣብ ናይ የሱስ ወዱ ግዝኣት፣

ምስ ደምሰሶ ንዅሉ ሓጥያት፡

ኪውገድ’ዩ ሓዘን፡ ንብዓት።

(ኣዝማች)

ምድሪ ገነት ክትከውን’ያ፡

ተስፋ’ሎና፡ ንኽንርእያ።

’ዚ ተስፋውን ክንወርሶ’ና፡

ክንርእዮ’ና ብዓይንና።

2. ምዉታትውን ኪትንስኡ’ዮም፡

ወዲ ኣምላኽ ምስ ጸውዖም፣

መብጽዓኡ መታን ኪፍጽም፡

ኪኸውን’ዩ ንሱ ምስኦም።

(ኣዝማች)

ምድሪ ገነት ክትከውን’ያ፡

ተስፋ’ሎና፡ ንኽንርእያ።

’ዚ ተስፋውን ክንወርሶ’ና፡

ክንርእዮ’ና ብዓይንና።

3. ርግጽ እዩ፡ ተስፋ ጐይታና፡

ነጊሱ’ዩ፡ ኣብ ምድርና፣

ነመስግኖ ንያህ ኣቦና፡

ንወድሶ ኻብ ልብና።

(ኣዝማች)

ምድሪ ገነት ክትከውን’ያ፡

ተስፋ’ሎና፡ ንኽንርእያ።

’ዚ ተስፋውን ክንወርሶ’ና፡

ክንርእዮ’ና ብዓይንና።

(ማቴ. 5:5፣ 6:10፣ ዮሃ. 5:28, 29 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ