ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 10
  • “እኔኹ ልአኸኒ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “እኔኹ ልአኸኒ”
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “እነኹ፡ ልኣኸኒ!”
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ገደብ ኣልቦ ህይወት!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንስብከት ንዳሎ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንስብከት ንዳሎ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 10

መዝሙር 10

“እኔኹ ልአኸኒ”

(ኢሳይያስ 6:8)

1. ሎሚ ንስም ኣምላኽ ሰባት፡

የምጽኡ’ዮም ጸርፊ ውርደት፣

ይብልዎ ድኹም’ዩ ጨካን፡

ዓያሱውን ይብሉ ‘የለን።’

ስም ኣምላኽ መን’ዩ ዘነጽር፧

ውዳሴኡ መን ይዘምር፧

“ኔኹ! ልኣኸኒ ጐይታ፡

ንኽዝምር ውዳሴኻ፡

(ኣዝማች)

የለን ካብዚ ዚዓቢ ኽብሪ፡

እኔኹ! ልኣኸኒ።”

2. ’ቶም ፍርሂ ኣምላኽ ዘይብሎም፡

ኣምላኽ ደንጓዪ ይመስሎም፡

ጣኦት የምልኹ ገሊኦም፡

ናይ ኣምላኽ ንቄሳር ሂቦም።

ጥፍኣት ኣሎ መን ይበሎም፧

ውግእ ኣምላኽ ዘጠንቅቖም፧

“ኔኹ! ልኣኸኒ ጐይታ፡

ንኸብጽሕ መጠንቀቕታ፡

(ኣዝማች)

የለን ካብዚ ዚዓቢ ኽብሪ፡

እኔኹ! ልኣኸኒ።”

3. ሎሚ ትሑታት ይሓዝኑ፡

ወትሩ እከይ ብምስፋኑ፡

ካብ ልቢውን የናድዩ፡

ሓቂ ኺረኽቡ ይደልዩ።

መን ይኺድ ኬጸናንዖም፧

መገዲ ጽድቂ ኼትሕዞም፧

“ኔኹ! ልኣኸኒ ጐይታ፡

ክምህር ብህድኣት ቃልካ፡

(ኣዝማች)

የለን ካብዚ ዚዓቢ ኽብሪ፡

እኔኹ! ልኣኸኒ።”

(መዝ. 10:4፣ ህዝ. 9:4 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ