ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 142
  • ንተስፋና ኣጽኒዕና ንሓዝ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንተስፋና ኣጽኒዕና ንሓዝ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሓድሽ መዝሙር
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ሓድሽ መዝሙር
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ገደብ ኣልቦ ህይወት!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ገደብ ኣልቦ ህይወት
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 142

መዝሙር 142

ንተስፋና ኣጽኒዕና ንሓዛ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(እብራውያን 6:18, 19)

  1. 1. መገዲ ደቂ ሰብ ኰይኑ’ሎ ኣብ ጸልማት፣

    ጻዕሮም ከንቱ፡ ህይወቶም’ውን ደልሃመት።

    ከቶ ኣይተኻእለን ኪርከብ ድሕነት፣

    ኵሉ ስለ ዘለዎ ሓጥያት።

    (ኣዝማች)

    ንተሓጐስ ቀሪባ መንግስቱ!

    ኬርህወልና’ዩ ወዱ ኣብ ግዝኣቱ።

    ኪውገድ’ዩ እከይ ምስ ጭቈና፣

    ’ዛ ተስፋና ኸም መልህቕ ተጽንዓና።

  2. 2. መዓልቲ የሆዋ ቐሪባ’ያ ዘላ፣

    ኵሉ እከይ ካብ ምድሪ ዚጠፍኣላ።

    ሽዑ’ውን ሓራ ኪኸውን’ዩ ፍጥረት፣

    ውዳሰ ንኣምላኽ ሰማያት።

    (ኣዝማች)

    ንተሓጐስ ቀሪባ መንግስቱ!

    ኬርህወልና’ዩ ወዱ ኣብ ግዝኣቱ።

    ኪውገድ’ዩ እከይ ምስ ጭቈና፣

    ’ዛ ተስፋና ኸም መልህቕ ተጽንዓና።

(መዝ. 27:14፣ መክ. 1:14፣ ዮኤ. 2:1፣ ኣን. 1:2, 3፣ ሮሜ 8:22 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ