ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 15
  • በዅሪ የሆዋ ይወደስ!

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • በዅሪ የሆዋ ይወደስ!
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ኣምላኽና ወድስዎ!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ንየሆዋ ኣምላኽና ወድስዎ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • እቲ ሓድሽ ንጉስ ምድሪ ይወደስ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ስለ ወዱ ንያህ ወድሱ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 15

መዝሙር 15

በዅሪ የሆዋ ይወደስ!

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(እብራውያን 1:6)

  1. 1. ይወደስ ክርስቶስ!

    ’ቲ ንየሆዋ በዅሩ።

    ሓቅን ጽድቅን ይፈቱ፣

    ፍትሓዊ’ዩ ተግባሩ።

    ኣበርቲዑ ይጽዕር፡

    ስም ኣምላኽ ኪቕደስ፣

    ምእንቲ ግዝኣት ኣምላኽ፡

    ይማጐት፡ ይቃለስ።

    (ኣዝማች)

    ይወደስ ክርስቶስ!

    ’ቲ ኣምላኽ ዝቐብኦ።

    ነጊሱ’ሎ ኣብ ጽዮን፣

    ውዳሰ ይግብኦ።

  2. 2. ይወደስ ክርስቶስ!

    ዝሞተ ምእንታና።

    በጃ ዀይኑ ሓሊፉ፡

    ክንነጽህ ካብ ሓጥያትና።

    ተዳልያ’ላ መርዓቱ፡

    ጻዕዳ ተኸዲና።

    መርዓ ዀይኑ ኣብ ሰማይ፣

    ባህ’ውን ይበለና።

    (ኣዝማች)

    ይወደስ ክርስቶስ!

    ’ቲ ኣምላኽ ዝቐብኦ።

    ነጊሱ’ሎ ኣብ ጽዮን፣

    ውዳሰ ይግብኦ።

(መዝ. 2:6፣ 45:3, 4፣ ራእ. 19:8 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ