ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 መስከረም ገጽ 2
  • ንንጹህ ኣምልኾ ኣኽቢርካ እትርእዮ ስለምንታይ ኢኻ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንንጹህ ኣምልኾ ኣኽቢርካ እትርእዮ ስለምንታይ ኢኻ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ሕጊ እታ ቤተ መቕደስ እዚ እዩ”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • ንጹህ ኣምልኾ ናብ ዝነበሮ ይምለስ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • “ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣምልኮ”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • ‘ኣምላኽ ንመባኦም ተቐቢልዎ’
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 መስከረም ገጽ 2

ክርስትያናዊ ህይወት

ንንጹህ ኣምልኾ ኣኽቢርካ እትርእዮ ስለምንታይ ኢኻ፧

እቲ ህዝቅኤል ብዛዕባ እታ ቤተ መቕደስ ዝረኣዮ ራእይ፡ ንጹህ ኣምልኾ ናብ ዝነበሮ ኸም ዚምለስ ዜተስፉ ስለ ዝነበረ፡ ነቶም ኣብ ምርኮ ዝነበሩ ኣይሁድ ኣተባቢዕዎም እዩ። ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ንጹህ ኣምልኾ ‘ኣብ ልዕሊ ዅርባታት ጸኒዑ’ ኣሎ። ንሕና ድማ ካብቶም ናብኡ ዚውሕዙ ዘለዉ ኣህዛብ ኢና። (ኢሳ 2:2) ብዛዕባ እቲ ንየሆዋ ኽትፈልጦን ከተገልግሎን ዝረኸብካዮ ፍሉይ መሰል ኣዘውቲርካ ተስተንትን ዲኻ፧

ካብ ንጹህ ኣምልኾ ዚርከብ በረኸት፦

  • ሓደ ሓው መጽሓፍ ቅዱስ የንብብ

    ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ዚምልስ ማእለያ ዘይብሉ መንፈሳዊ ምግቢ፣ ኣብ ህይወትና እንምርሓሉ ግብራዊ ስርዓታት፣ እተረጋገጸ ተስፋ።—ኢሳ 48:17, 18፣ 65:13፣ ሮሜ 15:4

  • ፍቕሪ ዝዓሰሎ ዓለምለኻዊ ሕውነት።—መዝ 133:1፣ ዮሃ 13:35

  • ኣብ ዜዕግብ ዕዮ መዓይይቲ ኣምላኽ ብምዃን ዝረኸብናዮ ፍሉይ መሰል።—ግብ 20:35፣ 1ቈረ 3:9

  • ኣብ ግዜ ጸበባ ዜጸናንዓና “ሰላም ኣምላኽ።”—ፊል 4:6, 7

  • ንጹህ ሕልና።—2ጢሞ 1:3

  • ምስ የሆዋ ዘሎና “ናይ ቀረባ ዕርክነት።”—መዝ 25:14

ንንጹህ ኣምልኾ ኣኽቢረ ኸም ዝርእዮ ብኸመይ ከርኢ እኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ