ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • th መጽናዕቲ 12 ገጽ 15
  • ለውሃትን ድንጋጽን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ለውሃትን ድንጋጽን
  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ውዕዉዕ ኣዘራርባ
    ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
  • ልቢ ንምትንካይ ጻዕሪ ተገይሩ
    ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
  • ምዉቕን ስምዒት ዜንጸባርቕን ኣዘራርባ
    ካብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ተጠቐም
  • ዝርርባዊ ኣቀራርባ
    ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
ዝያዳ ርአ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
th መጽናዕቲ 12 ገጽ 15

መጽናዕቲ 12

ለውሃትን ድንጋጽን

ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ

1 ተሰሎንቄ 2:7, 8

ጽማቝ ሓሳባት፦ ናይ ሓቂ ስምዒት ብዜንጸባርቕን ንሰማዕትኻ ኸም እትሓልየሎም ብዜርእን መገዲ ተዛረብ።

ብኸመይ ከም እትገብሮ፦

  • ብዛዕባ ሰማዕትኻ ሕሰብ። ብዛዕባ እቲ ጸገማቶም ብምሕሳብ፡ ንልብኻ ኣዳልዎ። ከመይ ከም ዚስምዖም ኣብ ኣእምሮኻ ኽትስእል ፈትን።

  • ቃላትካ ተጠንቂቕካ ምረጽ። ንሰማዕትኻ መንፈሶም ከተሐድሰሎምን ከተጸናንዖምን ከተበርትዖምን ፈትን። ኬጕህዮም ዚኽእል ቃላት ብዘየድሊ ኣይትጠቐም፣ ንዘይኣመንቲ ወይ ነቲ ንሳቶም ዚኣምኑሉ ነገራት ብዜቈናጽብ መገዲ ኣይትዛረብ።

  • ተገዳስነትካ ኣርኢ። ብጥዑም ቃና ድምጽን ብግቡእ ኣካላዊ ምንቅስቓስን ጌርካ፡ ንሰማዕትኻ ኸም እትሓልየሎም ኣርእዮም። ኣብ ገጽካ ንዚንበብ መግለጺ ኣስተብህለሉ፣ ብዙሕ ሳዕ ፍሽኽ በል።

    ግብራዊ ምኽሪ

    ዘይተሰምዓካ ስምዒት ክትገልጽ ወይ ንስምዒት ኣጋኒንካ ኽትገልጽ ኣይትፈትን። ከተንብብ ከለኻ፡ ነቲ ኣብቲ ጽሑፍ ዘሎ ስምዒታት ግለጾ፣ ኰይኑ ግና፡ ዘየድሊ ቘላሕታ ናብ ገዛእ ርእስኻ ኣይትስሓብ። ለውሃትን ፍቕርን ብዜንጸባርቕ ደሃይ ተዛረብ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ