ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 6
  • ዕጉብን ትሑትን ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዕጉብን ትሑትን ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ጸለኹ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • በረኸት የሆዋ ብኸመይ ትረክብ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ ወይስ ፈጠራ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ለ8 ሰሎሞን ዝሃነጻ ቤተ መቕደስ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዕጉብን ትሑትን ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧

ነብዪ ኣምላኽ ንብዙሕ ህያባት የሮብዓም ምቕባል ኣብዩ (1ነገ 13:7-10፣ w08 15/8 8 ¶4)

ነብዪ ኣምላኽ ጸኒሑ ነቲ የሆዋ ዝሃቦ ቐጥታዊ መምርሒ ኣይተኣዘዞን (1ነገ 13:14-19፣ w08 15/8 11 ¶15)

ዘይተኣዛዝነት እቲ ነብዪ፡ ናብ ጥፍኣት መርሖ (1ነገ 13:20-22፣ w08 15/8 9 ¶10)

ወለዲ ብዛዕባ ገንዘብ ይመያየጡ፡ ደቆም ድማ ኣብ ካንሸሎ ይጻወቱ።

ውሳነታት ክንገብር ከለና ዕጉባትን ናብ የሆዋ እንጥምትን እንተ ዄንና፡ ዘይተሓስበ ጸገማት ከነወግድ ንኽእል ኢና።—1ጢሞ 6:8-10።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘በቲ ዘሎኒ መሰረታዊ ነገራት ዕጉብ ድየ፧ ውሳነታት ክገብር ከለኹ፡ ትሑት ምዃነይ ከርኢ ዚኽእል ብኸመይ እየ፧’—ምሳ 3:5፣ 11:2።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ