ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 7
  • የሆዋ እዩ ሓይልና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ እዩ ሓይልና
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ እዩ ሓይልና
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ጸሎተይ ስማዕ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ክትድሕኑ እንተ ደሊኹም፡ ንየሆዋ ድለይዎ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ከም ስምና ኽንነብር ሓግዘና
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 7

መዝሙር 7

የሆዋ እዩ ሓይልና

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ኢሳይያስ 12:2)

  1. 1. የሆዋ ኣምላኽ እዩ ሓይልና፡

    ምንጪ ሓጐስና’ዩ፡ መድሓኒና።

    መሰኻኽርካ’ና ገላዉኻ።

    ንሰባት’ውን ንነግሮም ክብርኻ።

    (ኣዝማች)

    የሆዋ ኣምላኽ ኢኻ ሓይልና፣

    ስምካ ንእውጅ ኣዘውቲርና።

    ኵሉ ዚኽእል’ዩ፡ ያህ ኣምላኽና፡

    መናገፊና’ዩ፡ መድሓኒና።

  2. 2. ምንጪ ደስታና’ዩ ’ቲ ብርሃንካ፣

    ሓቂ ኣርኢኻና፡ ኣነጺርካ።

    ምስ መርመርናዮ ንትእዛዛትካ፡

    ክንከውን መሪጽና ኣብ ጐድንኻ።

    (ኣዝማች)

    የሆዋ ኣምላኽ ኢኻ ሓይልና፣

    ስምካ ንእውጅ ኣዘውቲርና።

    ኵሉ ዚኽእል’ዩ፡ ያህ ኣምላኽና፡

    መናገፊና’ዩ፡ መድሓኒና።

  3. 3. ኦ የሆዋ ኣምላኽ ደግፈና፣

    ፍቓድካ ኽንገብር’ዩ ድሌትና።

    ሰይጣን ብውዲቱ ’ተ ’ጽበበልና፡

    ንኣምነካ ኢና ኣጽንዓና።

    (ኣዝማች)

    የሆዋ ኣምላኽ ኢኻ ሓይልና፣

    ስምካ ንእውጅ ኣዘውቲርና።

    ኵሉ ዚኽእል’ዩ፡ ያህ ኣምላኽና፡

    መናገፊና’ዩ፡ መድሓኒና።

(2 ሳሙ. 22:3፣ መዝ. 18:2፣ ኢሳ. 43:12 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ