ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 3
  • ሓይልና፡ ተስፋና፡ እምንቶና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓይልና፡ ተስፋና፡ እምንቶና
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሓይልና፡ ተስፋና፡ እምንቶና
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • የሆዋ እዩ ስምካ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • የሆዋ እዩ ስምካ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ፍሉይ ጥሪት
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 3

መዝሙር 3

ሓይልና፡ ተስፋና፡ እምንቶና

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ምሳሌ 14:26)

  1. 1. ኦ የሆዋ፡ ኣተስፊኻና፡

    ሂብካ ኽቡር ተስፋ፣

    ዘይተጠራጥር ርግጽ’ያ፡

    ዘለዋ ሓለፋ።

    ሳሕቲ ግን ጭንቀት መነባብሮ፡

    የሕድር ፍርሂ፡ ሻቕሎት፣

    ’ታ ድምቕቲ ተስፋና’ውን

    ትቕህም፡ ትጽልምት።

    (ኣዝማች)

    ሓይልና፡ ተስፋና፡

    እምንቶና’ኻ።

    ትህበና ዚጐድለና።

    ክንሰብኽ፡ ክንምህር፡

    ኣይንሰግእን፡

    ንስኻ ’ንዲኻ ጸግዕና።

  2. 2. ’ሞ የሆዋ፡ ኣለብመና፡

    ከቶ ኸይንርስዕ፣

    ኣብ ሽግርና ንስኻ’ኻ

    ምንጪ ምጽንናዕ።

    ምፍላጥና ምዃንካ ሓይልና፡

    የድምቓ ንተስፋና፡

    ስምካ ምእንቲ ኽንነግር፡

    ወትሩ የትብዓና።

    (ኣዝማች)

    ሓይልና፡ ተስፋና፡

    እምንቶና’ኻ።

    ትህበና ዚጐድለና።

    ክንሰብኽ፡ ክንምህር፡

    ኣይንሰግእን፡

    ንስኻ ’ንዲኻ ጸግዕና።

(መዝ. 72:13, 14፣ ምሳ. 3:5, 6, 26፣ ኤር. 17:7 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ