ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 30
  • ኣቦይ፡ ኣምላኸይ፡ ፈታውየይ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣቦይ፡ ኣምላኸይ፡ ፈታውየይ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ እዩ ስምካ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኪጸንዑ ኣሰልጥኖም
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኪጸንዑ ኣሰልጥኖም
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • የሆዋ እዩ ስምካ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 30

መዝሙር 30

ኣቦይ፡ ኣምላኸይ፡ ፈታውየይ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(እብራውያን 6:10)

  1. 1. ህይወት ቀሊል ኣይኰነን፣

    ዝመልኦ’ዩ ሓዘን፡ ስቓይ።

    ገና ግን ኣይቀበጽኩን፣

    “ከንቱ ’ይኰነን ጻዕረይ።”

    (ኣዝማች)

    ኣምላኽ ዓማጺ ’ይኰነን፡

    ኣይርስዖን’ዩ ዅሉ ፍቕረይ።

    ፍጹም ኣይሓድገንን’ዩ፡

    ከቶ ’ይኰንኩን ኣነ በይነይ።

    ኣምላኽ ሓላውየይ’ዩ፡

    መዕቈብየይ’ዩ፡ ኣላይየይ።

    የሆዋ ’ቦይ፡ ኣምላኸይ’ዩ፡

    ፈታውየይ።

  2. 2. ጕልበተይ ጠሊሙኒ፣

    መዓል’ታት ጭንቂ ኣርኪቡኒ።

    ግን ብናይ እምነት ዓይነይ፡

    ብሩህ እዩ ተስፋይ።

    (ኣዝማች)

    ኣምላኽ ዓማጺ ’ይኰነን፡

    ኣይርስዖን’ዩ ዅሉ ፍቕረይ።

    ፍጹም ኣይሓድገንን’ዩ፡

    ከቶ ’ይኰንኩን ኣነ በይነይ።

    ኣምላኽ ሓላውየይ’ዩ፡

    መዕቈብየይ’ዩ፡ ኣላይየይ።

    የሆዋ ’ቦይ፡ ኣምላኸይ’ዩ፡

    ፈታውየይ።

(መዝ. 71:17, 18 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ