1 ተሰሎንቄ ትሕዝቶ 1 ሰላምታ (1) ስለ እምነት ሰብ ተሰሎንቄ ዝቐረበ ምስጋና (2-10) 2 ኣገልግሎት ጳውሎስ ኣብ ተሰሎንቄ (1-12) ሰብ ተሰሎንቄ ንቓል ኣምላኽ ተቐበልዎ (13-16) ጳውሎስ ንሰብ ተሰሎንቄ ኽርእዮም ተመነየ (17-20) 3 ጳውሎስ ኣብ ኣቴና ብሻቕሎት ተጸበየ (1-5) ጢሞቴዎስ ሒዝዎ እተመልሰ ዜጸናንዕ ወረ (6-10) ምእንቲ ሰብ ተሰሎንቄ እተጸለየ ጸሎት (11-13) 4 ካብ ምንዝርና ኺርሕቁ እተዋህበ መጠንቀቕታ (1-8) ንሓድሕድኩም ብዝያዳ ተፋቐሩ (9-12) ‘ዕዮ ርእስኹም ግበሩ’ (11) እቶም ምስ ክርስቶስ ሓድነት ከለዎም ዝሞቱ፡ ቅድም ኪትንስኡ እዮም (13-18) 5 ምምጻእ መዓልቲ የሆዋ (1-5) “ሰላምን ደሓንን!” (3) ንቕሑ፡ ተጠንቀቑ (6-11) ምዕዶታት (12-24) ናይ መወዳእታ ሰላምታ (25-28)