ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • nwt ገጽ 1602-1603
  • ለ14-ለ ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ለ14-ለ ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ
  • ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን ኣብ ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ለ14-ለ ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን

ለ14-ለ

ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ

ጌራ (1/20 ሲቃል)

0.57 ግ.

10 ጌራ = 1 ቤቃ

ቤቃ

5.7 ግ.

2 ቤቃ = 1 ሲቃል

ፊም

7.8 ግ.

1 ፊም = 2/3 ሲቃል

[ኣብ ገጽ 1602 ዘሎ ስእሊ]መሰረታዊ ኣሃዱ ኽብደት እብራውያን ዝዀነ ሲቃል

ሲቃል

ሲቃል

11.4 ግ.

50 ሲቃል = 1 ምና

ምና

570 ግ.

60 ምና = 1 ታለንት

ታለንት

34.2 ኪ.ግ.

ዳሪክ

ዳሪክ (ናይ ፋርስ፡ ወርቂ)

8.4 ግ.

እዝራ 8:27

ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን ኣብ ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ

ለብጦን

ለብጦን (ናይ ኣይሁድ፡ ነሓሲ ወይ ብሮንዞ)

1/2 ቆድራንቴን

ሉቃስ 21:2

ቆድራንቴን

ቆድራንቴን (ናይ ሮሜ፡ ነሓሲ ወይ ብሮንዞ)

2 ለብጣ

ማቴዎስ 5:26

ኣሳርዮን

ኣሳርዮን (ናይ ሮሜን ኣውራጃታታን፡ ነሓሲ ወይ ብሮንዞ)

4 ቆድራንቴን

ማቴዎስ 10:29

ዲናር

ዲናር (ናይ ሮሜ፡ ብሩር)

64 ቆድራንቴን

3.85 ግ.

ማቴዎስ 20:10

= ደሞዝ 1 መዓልቲ (12 ሰዓት)

ድራክማ

ድራክማ (ናይ ግሪኽ፡ ብሩር)

3.4 ግ.

ሉቃስ 15:8

= ደሞዝ 1 መዓልቲ (12 ሰዓት)

ዲድራክማ

ዲድራክማ (ናይ ግሪኽ፡ ብሩር)

2 ድራክማ

6.8 ግ.

ማቴዎስ 17:24

= ደሞዝ 2 መዓልቲ

ቴትራድራክማ ኣንጾክያን ቴትራድራክማ ጢሮስን

ቴትራድራክማ ኣንጾክያ

ቴትራድራክማ ጢሮስ (ሲቃል ብሩር ጢሮስ)

ቴትራድራክማ (ናይ ግሪኽ፡ ብሩር፣ ኣስታቴር ብሩር ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ)

4 ድራክማ

13.6 ግ.

ማቴዎስ 17:27

= ደሞዝ 4 መዓልቲ

ኩምራ ድራክማ፡ 100 ድራክማ ምስ ሓደ ምና ማዕረ ነይሩ

ምና

100 ድራክማ

340 ግ.

ሉቃስ 19:13

= ደሞዝ ኣስታት 100 መዓልቲ

ሓደ ታለንት ዚኣክል ሰልድታት ብሩር

ታለንት

60 ምና

20.4 ኪ.ግ.

ማቴዎስ 18:24

ራእይ 16:21

= ደሞዝ ኣስታት 20 ዓመት

ሓደ ነጥሪ ሮማውያን ኪሕዝ ዚኽእል መትሓዚ

ነጥሪ (ናይ ሮማውያን)

327 ግ.

ዮሃንስ 12:3

“ሓደ ነጥሪ ኽቡር ቅዱይ ቅብኢ ጽሩይ ናርዶስ”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ