መሐበሪ ርእሰ ነገር ንቕሑ! 2016
“እዋናዊ መጽሔታት ስለ ዘዳሎኹምልና ነመስግነኩም።” —ኤሚ
ኤሚ፡ ከም ኣደ መጠን ኣብ መጽሔት ንቕሑ! ኣብ መዓልታዊ ናብራ ህይወታ ዚዓዪ ግብራዊ መፍትሒ ረኺባ እያ። ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ኣንበብቲ እውን ነዛ ኣብ ከክልተ ወርሒ እትወጽእ መጽሔት ብምንባብ ተጠቒሞም እዮም። ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ርእሰ ነገር 2016 ምእንቲ ኽትክልሶ ኣብ www.pr418.com/ti ርአ።
ሃገራትን ህዝብታትን
ሃይማኖት
ሰብኣዊ ርክብ
- ናይ ሓቂ ኣዕሩኽ ብኸመይ ከም እተጥሪ፦ ቍ. 1 
- ንውሉድካ ብዛዕባ ጾታዊ ርክብ ምምሃር፦ ቍ. 5 
- ንጸገማት ብኸመይ ከም እትመያየጠሉ (ስድራ ቤት)፦ ቍ. 3 
- ኣኽብሮት ብኸመይ ከም እተርኢ (ሓዳር)፦ ቍ. 6 
- ውሉድካ ንዕድመ ብጽሕና ኺዋጽኣሉ ምሕጋዝ፦ ቍ. 2 
ስነ ፍልጠት
- ካትልፍሽ ዘለዎ ሕብሪ ናይ ምልውዋጥ ክእለት፦ ቍ. 1 
- ክሳድ ጻጸ፦ ቍ. 3 
- ዑደት ህይወት ፋንጣ፦ ቍ. 4 
- ዜደንቕ ባእታ (ካርቦን)፦ ቍ. 5 
- ዓለባ ማስል ባሕሪ፦ ቍ. 6 
ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ
ቃለ መጠይቕ
- ሓደ ኽኢላ ስነ ድቂ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ (ያን-ደሱ)፦ ቍ. 2 
ታሪኸኛታት
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
- ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ ትፈልጥ፧ ቍ. 1 
- “እዚ ብሓቂ ሓድሽ ኣቀራርባ እዩ!” (jw.org)፦ ቍ. 5 
- ካብ ጥንቲ ንዝጸንሐ ዕንቅፋት ምስጋሩ፦ ቍ. 3