ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w13 1/5 ገጽ 16
  • ሓቂ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓቂ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
w13 1/5 ገጽ 16

ሓቂ

ኣበይ ክትረኽባ ትኽእል፧

ንዓኻን ንስድራ ቤትካን ብኸመይ ክትጠቕመኩም ትኽእል፧

ናብቲ ኣብዚ ዓመት እዚ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር ዚካየድ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ኣኼባ ኣውራጃ መጺእኻ፡ መልሱ ኽትረክብ ብኽብሪ ንዕድመካ።

ፍረ ነገር፦

‘ቃል ኣምላኽ ሓቂ እዩ!’

ኣብቲ የሱስ ኣብ ዮሃንስ 17:17 እተዛረቦ ቓላት እተመስረተ።

ዚጐልሕ ነጥብታት፦

እቲ፡ “ሓቂ እንታይ እዩ፧” ዘርእስቱ መደረ፡ ነቲ ቓል ኣምላኽ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ስለምንታይ ክንምርምሮ ኸም ዘሎና ኺገልጽ እዩ።

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመዝገበ ታሪኻትን ዜመሓላልፎ ትምህርትን ዜጕልሕ ክልተ ድራማ ኪቐርብ እዩ።

መን ኪመጽእ ይኽእል፧

ኵሉ ሰብ። መእተዊ ብናጻ እዩ፣ እናዞርካ ገንዘብ ኣይእከብን።

ሰዓትን ቦታን፦

ኣብ ጥቓ እቲ እትነብረሉ ኸባቢ ዚካየድ ኣኼባ ኣውራጃ እንተ ኣልዩ ኽትፈልጥ፡ ብዛዕባ ኣኼባታት ኣውራጃ ዚገልጽ ቪድዮ ድማ ክትርኢ እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr418.com ርአ። (ኣብ ትሕቲ ABOUT US/CONVENTIONS ዚርከብ)

ነቲ መደብ ኣኼባ ኣውራጃ ንኽትርእዮ፡ ኣብ www.pr418.com ርአ። (ኣብ ትሕቲ PUBLICATIONS/BOOKS & BROCHURES ዚርከብ)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ