ኣብ ቭየና፡ ኦስትርያ እተገብረ ፍሉይ ኣኼባ ዞባ
ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ሰብኣይን ሰበይትን ድልዱል ሓዳር ኪሃንጹ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧
ጥቕሲ፦ ኤፌ 5:33
ንዚቕጽል፦ ወለዲ ሓላፍነት ዚስምዖም ውሉዳት ኬዕብዩ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧
○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ መንእሰያት ካብ ጸገማት ኪርሕቁ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧
ጥቕሲ፦ ምሳ 4:5, 6
ንዚቕጽል፦ ንመዓልታዊ ህይወትና ዚኸውን ጥበብ ክንረክብ እንኽእል ካበይ ኢና፧