ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 14:30
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 30 ብዘይካ ካሌብ ወዲ የፉነን እያሱ ወዲ ነዌን፡+ ናብታ ኣብኣ ኸንብረኩም ኢለ ዝመሓልኩላ* ምድሪ ኣይክትኣትዉን ኢኹም።+

  • ዘሁልቍ 26:65
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 65 ከመይሲ፡ የሆዋ ብዛዕባኦም፡ “ኣብ በረኻ ብርግጽ ኪሞቱ እዮም” ኢሉ ነበረ።+ ስለዚ፡ ብዘይካ ካሌብ ወዲ የፉነን እያሱ ወዲ ነዌን፡ ሓደ ኻባታቶም እኳ ኣይተረፈን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ