ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 34:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 ነታ ምድሪ ንርስትኹም ምእንቲ ኽትመቕልዋ ድማ፡ ከካብ ነገድ ሓደ ሹም ውሰዱ።+

  • ዘዳግም 32:8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  8 እቲ ልዑል ንኣህዛብ ርስቶም ምስ ሃቦም፡+

      ንደቂ ኣዳም* ምስ ፈላለዮም፡+

      ቍጽሪ ደቂ እስራኤል ኣብ ግምት ኣእትዩ+

      ዶብ ህዝብታት መደበ።+

  • እያሱ 19:51
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 51 እቲ ኻህን ኣልኣዛርን እያሱ ወዲ ነዌን ርእስታት ማይ ቤታት ነገዳት እስራኤልን፡ ኣብ ሺሎ+ ኣብ ቅድሚ የሆዋ፡ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ኰይኖም፡+ ብዕጫ ዝመቐልዎ ርስትታት እዚ እዩ።+ ነታ ምድሪ መቒሎም ከኣ ወድኡ።

  • ግብሪ ሃዋርያት 17:26
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 26 ካብ ሓደ ሰብ+ ኣብ ልዕሊ ዅላ ገጽ ምድሪ ኺነብሩ፡ ኵሉ ህዝቢ ገይሩ እዩ፣+ ምዱብ ግዜያትን ዚነብሩሉ ድዉብ ደረትን ከኣ ወሲኑሎም ኣሎ፣+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ