ዘሁልቍ 1:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 “ርእሲ ማይ ቤቱ ዚኸውን፡ ከካብ ነገድ ሓደ ሰብኣይ ምሳኻትኩም ውሰዱ።+ ዘሁልቍ 1:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 እቶም ካብቲ ኣኼባ እተጸውዑ እዚኣቶም እዮም። ንሳቶም ሹማምንቲ ነገዳት ኣቦታቶም፡+ ርእስታት ኣሽሓት እስራኤል እዮም።”+