ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 18:25
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 25 ሙሴ ኸኣ ካብ ኵሉ እስራኤል ክኢላታት ሰባት ሓርዩ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ርእስታት ኪዀኑ፡ ኣሕሉቕ ሽሕ፡ ኣሕሉቕ ሚእቲ፡ ኣሕሉቕ ሓምሳ፡ ኣሕሉቕ ዓሰርተ ገይሩ ሸሞም።

  • ዘሁልቍ 1:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 እቶም ካብቲ ኣኼባ እተጸውዑ እዚኣቶም እዮም። ንሳቶም ሹማምንቲ ነገዳት ኣቦታቶም፡+ ርእስታት ኣሽሓት እስራኤል እዮም።”+

  • እያሱ 22:13, 14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 ሽዑ፡ እስራኤላውያን ንፊንሃስ+ ወዲ ኻህን ኣልኣዛር፡ ናብ ሮቤላውያንን ናብ ጋዳውያንን ናብ ፍርቂ ነገድ ምናሴን ናብ ምድሪ ጊልዓድ ለኣኽዎ። 14 ምስኡ ድማ ዓሰርተ ሹማምንቲ፡ ከካብ ማይ ቤት ኵሎም ነገዳት እስራኤል ሓሓደ ሹም፡ ነፍሲ ወከፎም ኣብ ማእከል ኣሽሓት* እስራኤል ርእሲ ማይ ቤቶም ዝዀኑ ነበሩ።+

  • እያሱ 23:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 እያሱ ንብዘለዉ እስራኤል፡+ ንዓበይቶምን ንርእስታቶምን ንፈራዶኦምን ንኣሕሉቖምን+ ጸዊዑ ኸምዚ በሎም፦ “ኣነ ኣሪገ፡ ብዕድመ ድማ ደፊአ እየ።

  • 1 ዜና መዋእል 27:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 27 ቍጽሪ እቶም እስራኤላውያን፡ እቶም ርእስታት ማይ ቤታትን ኣሕሉቕ ሽሕን ኣሕሉቕ ሚእትን+ እቶም ኣብ ኵሉ ኣዋርሕ ዓመት ወርሒ ወርሒ እናመጹን እናኸዱን ኣብ ኵሉ ነገር እቲ ኽፍልታት ንንጉስ ዜገልግሉ ዝነበሩ ኣሕሉቖምን እዚ እዩ፣+ ኣብ ከክፍሊ ኸኣ 24,000 ነበሩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ