ዘሁልቍ 3:30, 31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ሹም ማይ ቤት ዓሌታት ቀሃታውያን ከኣ፡ ኤሊጻፋን ወዲ ዑዚኤል እዩ።+ 31 ሓላፍነቶም ከኣ፡ ክንክን ታቦትን+ ሰደቓን+ ቀዋሚ ቐንዴልን+ መሰውኢታትን+ ኣብቲ መቕደስ ዜገልግል ኣቕሑን+ መጋረድን*+ ኵሉ እቲ ምስዚ ዚተሓሓዝ ኣገልግሎትን ነበረ።+
30 ሹም ማይ ቤት ዓሌታት ቀሃታውያን ከኣ፡ ኤሊጻፋን ወዲ ዑዚኤል እዩ።+ 31 ሓላፍነቶም ከኣ፡ ክንክን ታቦትን+ ሰደቓን+ ቀዋሚ ቐንዴልን+ መሰውኢታትን+ ኣብቲ መቕደስ ዜገልግል ኣቕሑን+ መጋረድን*+ ኵሉ እቲ ምስዚ ዚተሓሓዝ ኣገልግሎትን ነበረ።+