ዘሁልቍ 4:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 “እቲ ሰፈር ኪነቅል ከሎ፡ ኣሮንን ደቁን ነቲ መቕደስን+ ንዅሉ ኣቕሑ እቲ መቕደስን ከዲኖም ይወድኡ። ድሕሪኡ፡ ደቂ ቀሃት መጺኦም ይጹርዎ፡+ ምእንቲ ኸይሞቱ ግና ነቲ መቕደስ ኣይተንክይዎ።+ እቲ ምስ ድንኳን ምርኻብ ዚተሓሓዝ ሓላፍነት* ደቂ ቀሃት እዚ እዩ።
15 “እቲ ሰፈር ኪነቅል ከሎ፡ ኣሮንን ደቁን ነቲ መቕደስን+ ንዅሉ ኣቕሑ እቲ መቕደስን ከዲኖም ይወድኡ። ድሕሪኡ፡ ደቂ ቀሃት መጺኦም ይጹርዎ፡+ ምእንቲ ኸይሞቱ ግና ነቲ መቕደስ ኣይተንክይዎ።+ እቲ ምስ ድንኳን ምርኻብ ዚተሓሓዝ ሓላፍነት* ደቂ ቀሃት እዚ እዩ።