ዘሁልቍ 3:33, 34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ካብ መራሪ፡ ዓሌት ማሕላውያንን ዓሌት ሙሻውያንን ወጹ። እዚኣቶም ዓሌታት መራሪ እዮም።+ 34 ቍጽሪ እቶም ካብ ወዲ ወርሒ ንላዕሊ ዝዀኑ እተመዝገቡ ዅሎም ተባዕትዮ፡ 6,200 ነበረ።+
33 ካብ መራሪ፡ ዓሌት ማሕላውያንን ዓሌት ሙሻውያንን ወጹ። እዚኣቶም ዓሌታት መራሪ እዮም።+ 34 ቍጽሪ እቶም ካብ ወዲ ወርሒ ንላዕሊ ዝዀኑ እተመዝገቡ ዅሎም ተባዕትዮ፡ 6,200 ነበረ።+