-
ዘሁልቍ 1:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 “ርእሲ ማይ ቤቱ ዚኸውን፡ ከካብ ነገድ ሓደ ሰብኣይ ምሳኻትኩም ውሰዱ።+
-
-
ዘሁልቍ 1:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ካብ ይሁዳ፡ ነኣሶን+ ወዲ ኣሚናዳብ፣
-
-
ዘሁልቍ 2:3መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
3 “እቶም ብምብራቕ፡ ብሸነኽ ምብራቕ ጸሓይ ዚሰፍሩ፡ በብሰራዊቶም፡ ጕጅለ ሰለስተ ነገድ ሰፈር ይሁዳ ይኹኑ። ሹም ደቂ ይሁዳ ኸኣ ነኣሶን+ ወዲ ኣሚናዳብ እዩ።
-
-
ሩት 4:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 ኣሚናዳብ+ ከኣ ንነኣሶን ወለደ፣ ነኣሶን ድማ ንሰልሞን ወለደ፣
-