-
ዘሁልቍ 2:25መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
25 “ጕጅለ ሰለስተ ነገድ ሰፈር ዳን በብሰራዊቱ ብሸነኽ ሰሜን ይኹን። ሹም ደቂ ዳን ከኣ ኣሒዔዘር+ ወዲ ዓሚሻዳይ እዩ።
-
-
ዘሁልቍ 10:25መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
25 ጕጅለ ሰለስተ ነገድ ሰፈር ደቂ ዳን ከኣ፡ ደጀን ኵሉ ሰፈር ኰይኑ በብሰራዊቱ ነቐለ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊቱ ድማ፡ ኣሒዔዘር+ ወዲ ዓሚሻዳይ ነበረ።
-