-
ዘሁልቍ 7:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 የሆዋ ንሙሴ፡ “ንመመረቕታ እቲ መሰውኢ፡ ሓደ ሹም ንመዓልቲ፡ ሓደ ሹም ንመዓልቲ መባኦም የቕርቡ” በሎ።
-
-
ዘሁልቍ 7:66መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
66 ኣብ ዓስረይቲ መዓልቲ ሹም፡ ደቂ ዳን፡ ኣሒዔዘር+ ወዲ ዓሚሻዳይ
-
-
ዘሁልቍ 10:25መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
25 ጕጅለ ሰለስተ ነገድ ሰፈር ደቂ ዳን ከኣ፡ ደጀን ኵሉ ሰፈር ኰይኑ በብሰራዊቱ ነቐለ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊቱ ድማ፡ ኣሒዔዘር+ ወዲ ዓሚሻዳይ ነበረ።
-