ዘሁልቍ 7:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 እቶም ሹማምንቲ ኸኣ ኣብ መመረቕታ*+ እቲ መሰውኢ፡ በታ እተቐብኣላ መዓልቲ መባኦም ኣቕረቡ። እቶም ሹማምንቲ መባኦም ኣብ ቅድሚ እቲ መሰውኢ ምስ ኣቕረቡ፡ እዝራ 2:68 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 68 ናብታ ኣብ የሩሳሌም ዘላ ቤት የሆዋ ምስ በጽሑ፡ ገለ ኻብ ርእስታት ማይ ቤታት ንቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣብታ ቦታኣ ዳግም ንምህናጽ*+ መስዋእቲ ፍታው ሃቡ።+
68 ናብታ ኣብ የሩሳሌም ዘላ ቤት የሆዋ ምስ በጽሑ፡ ገለ ኻብ ርእስታት ማይ ቤታት ንቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣብታ ቦታኣ ዳግም ንምህናጽ*+ መስዋእቲ ፍታው ሃቡ።+