ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 2:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 “እቲ ድንኳን ምርኻብ ኪግዕዝ ከሎ፡+ ሰፈር ሌዋውያን ኣብ ማእከል ካልኦት ሰፈራት ይኹን።

      “ከምቲ ኣሰፋፍራኦም፡ ነፍሲ ወከፍ ኣብ በቦታኡ ዀይኑ በብጕጅለ ሰለስተ ነገድ ይጐዓዙ።+

  • ዘሁልቍ 3:23
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 ዓሌታት ጌርሾናውያን ብድሕሪ እቲ ማሕደር፡+ ብሸነኽ ምዕራብ ሰፈሩ።

  • ዘሁልቍ 3:29
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 29 ዓሌታት ደቂ ቀሃት ብሸነኽ ደቡብ እቲ ማሕደር ሰፈሩ።+

  • ዘሁልቍ 3:35
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 35 ሹም ማይ ቤት ዓሌታት መራሪ ኸኣ፡ ጹሪኤል ወዲ ኣቢሓይል እዩ። ንሳቶም ብሸነኽ ሰሜን እቲ ማሕደር ሰፈሩ።+

  • ዘሁልቍ 3:38
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 38 እቶም ኣብ መንጽር እቲ ማሕደር ብምብራቕ፡ ኣብ ቅድሚ ድንኳን ምርኻብ ብሸነኽ ምብራቕ ጸሓይ ዚሰፍሩ ኸኣ፡ ሙሴን ኣሮንን ደቁን እዮም። ንሳቶም ነቲ መቕደስ ኣብ ክንዲ እስራኤላውያን ከም ግዴታኦም ገይሮም ኪከናኸኑ ሓላፍነት ነበሮም። ዘይተፈቕደሉ ሰብ* እንተ ቐሪቡ፡ ኪቕተል ነበሮ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ