ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 23:26
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 26 በላዓም ከኣ ንባላቅ፡ “‘እቲ የሆዋ ዚብሎ ዅሉ እየ ዝገብር’ ኢለዶ ኣይተዛረብኩኻን፧” ኢሉ መለሰሉ።+

  • ዘሁልቍ 24:13
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 ‘ባላቅ፡ ቤቱ ብሩርን ወርቅን መሊኡ እኳ እንተ ዚህበኒ፡ ካብ ትእዛዝ የሆዋ ሓሊፈ ጽቡቕ ኰነ ወይ ክፉእ ካብ ፍቓደይ* ኽገብር ኣይክእልን እየ። እቲ የሆዋ ዚብለኒ ጥራይ እየ ዝዛረብ’ ኢለዶ ኣይተዛረብክዎምን፧+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ