ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 22:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 በላዓም ግና ንገላዉ ባላቅ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ባላቅ፡ ቤቱ ብሩርን ወርቅን መሊኡ እኳ እንተ ዚህበኒ፡ ካብ ትእዛዝ የሆዋ ኣምላኸይ ሓሊፈ ንእሽቶ ዀነ ወይ ዓብዪ ኽገብር ኣይክእልን እየ።+

  • ዘሁልቍ 22:38
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 38 በላዓም ድማ ንባላቅ፡ “እነኹ፡ ሕጂ ናባኻ መጺአ ኣለኹ። ግናኸ፡ ገለ እኳ ኽብል ኪፍቀደለይ ድዩ፧ እቲ ኣምላኽ ኣብ ኣፈይ ዘንበረለይ ቃል ጥራይ እየ ኽዛረብ ዝኽእል” ኢሉ መለሰሉ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ