ዘሁልቍ 1:50 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 50 ንሌዋውያን ኣብ ልዕሊ ማሕደር ምስክርን+ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ኣቕሑኡን ኣብ ልዕሊ ናቱ ዘበለ ዅሉን ሽሞም።+ ንሳቶም ድማ ነቲ ማሕደርን ንዅሉ ኣቕሑኡን ይጹሩ፡+ ኣብኡ ኸኣ የገልግሉ፡+ ኣብ ዙርያ እቲ ማሕደር ድማ ይስፈሩ።+ ዘሁልቍ 8:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኣሮን ድማ ንሌዋውያን፡ ካብ እስራኤላውያን መስዋእቲ ውዝወዛ+ ኪዀኑ ኣብ ቅድሚ የሆዋ የቕርቦም፡* ኣገልግሎት የሆዋ ኸኣ ይግበሩ።+
50 ንሌዋውያን ኣብ ልዕሊ ማሕደር ምስክርን+ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ኣቕሑኡን ኣብ ልዕሊ ናቱ ዘበለ ዅሉን ሽሞም።+ ንሳቶም ድማ ነቲ ማሕደርን ንዅሉ ኣቕሑኡን ይጹሩ፡+ ኣብኡ ኸኣ የገልግሉ፡+ ኣብ ዙርያ እቲ ማሕደር ድማ ይስፈሩ።+