ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 57:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  4 ብኣናብስ ተኸቢበ ኣለኹ፣*+

      ኣብ መንጎ እቶም ኪውሕጡኒ ዚደልዩ፡

      ኣስናኖም ኲናውትን ፍላጻታትን ዝዀነ፡

      ልሳኖም ከኣ በሊሕ ሰይፊ ዝዀነ ሰባት እድቅስ ኣለኹ።+

  • መዝሙር 59:7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  7 ካብ ኣፎም ዚወጽእ* እሞ ርአ፣

      “መን ዚሰምዕ ኣሎ፧” ይብሉ ኣለዉ እሞ፡+

      ከናፍሮም ከም ኣስያፍ እየን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ