ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ሳሙኤል 7:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 7 ሰብ ቂርያት-የዓሪም ድማ መጺኦም ንታቦት የሆዋ ናብታ ኣብ ኵርባ ዘላ ቤት ኣቢናዳብ+ ኣደየብዎ፣ ንኣልኣዛር ወዱ ኸኣ ታቦት የሆዋ ኺሕሉ ቐደስዎ።

  • 1 ዜና መዋእል 13:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ዳዊትን ኵሎም እስራኤልን ከኣ ነቲ ስሙ ዚጽውዓሉ ታቦት እቲ ኣብ ልዕሊ* ኪሩቤል+ ኣብ ዝፋን ዚቕመጥ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዝዀነ የሆዋ ኼደይብዎ፡ ናብ በዓላ፡+ ናብ ቂርያት-የዓሪም ናይ ይሁዳ ደየቡ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ