ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 15:5
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  5 ልበይ ንሞኣብ የእውየላ ኣሎ።

      ህዱማታ ኽሳብ ጾዓርን+ ኤግላት-ሸሊሽያን+ ሃዲሞም ኣለዉ።

      ኣብ ዓቐበት ሉሒት ኪድይቡ ኸለዉ ይበኽዩ፡

      ናብ ሖሮናይም ኣብ ዚወስድ መገዲ እውን በቲ መዓት የእውዩ ኣለዉ።+

  • ኤርምያስ 48:36
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 36 ‘ስለዚ፡ ልበይ ንሞኣብ ከም ሻምብቆ* ኪቝዝመሉ፡*+

      ልበይ ንሰብ ቂር-ሔሬስ ከም ሻምብቆ* ኪቝዝመሎም* እዩ።

      እቲ ዘጥረዮ ሃብትስ ኪጠፍእ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ