ኢሳይያስ 15:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ልበይ ንሞኣብ የእውየላ ኣሎ። ህዱማታ ኽሳብ ጾዓርን+ ኤግላት-ሸሊሽያን+ ሃዲሞም ኣለዉ። ኣብ ዓቐበት ሉሒት ኪድይቡ ኸለዉ ይበኽዩ፡ናብ ሖሮናይም ኣብ ዚወስድ መገዲ እውን በቲ መዓት የእውዩ ኣለዉ።+
5 ልበይ ንሞኣብ የእውየላ ኣሎ። ህዱማታ ኽሳብ ጾዓርን+ ኤግላት-ሸሊሽያን+ ሃዲሞም ኣለዉ። ኣብ ዓቐበት ሉሒት ኪድይቡ ኸለዉ ይበኽዩ፡ናብ ሖሮናይም ኣብ ዚወስድ መገዲ እውን በቲ መዓት የእውዩ ኣለዉ።+