ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ኣጀማምራ ሓጢኣት ሰብ (1-13)

        • ናይ መጀመርታ ሓሶት (4, 5)

      • ፍርዲ የሆዋ ኣብ ልዕሊ ዓለውቲ (14-24)

        • ትንቢት ብዛዕባ ዘርኢ እታ ሰበይቲ (15)

        • ካብ ኤደን ተሰጕጉ (23, 24)

ዘፍጥረት 3:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጐራሕ፣ ተንኰለኛ።”

  • *

    ወይ፡ “ስፍራ ኣታኽልቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 11:3፣ ራእ 12:9፣ 20:2
  • +ዘፍ 2:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 26

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2020፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2017፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2011፡ ገጽ 16-17

    1/1/2011፡ ገጽ 12

    1/9/2004፡ ገጽ 14-15

    15/11/2001፡ ገጽ 27

    1/7/2001፡ ገጽ 19

    1/2/1996፡ ገጽ 23

    1/4/1994፡ ገጽ 4

ዘፍጥረት 3:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 26

ዘፍጥረት 3:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:8, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 26

ዘፍጥረት 3:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 8:44፣ 1ዮሃ 3:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 120-121

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 26

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2020፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2019፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2018፡ ገጽ 6-7

    ይምህረና፡ ገጽ 65-66

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2014፡ ገጽ 9

    15/9/2007፡ ገጽ 5-6

    1/4/1994፡ ገጽ 4-5

    መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፡ ገጽ 61-63

    ፍልጠት፡ ገጽ 73

ዘፍጥረት 3:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 120-121

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 26

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2018፡ ገጽ 5-6

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2017፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    8/2016፡ ገጽ 9

    ይምህረና፡ ገጽ 65-66

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2014፡ ገጽ 9-10

    15/5/2011፡ ገጽ 17

    15/7/2009፡ ገጽ 9

    15/9/2007፡ ገጽ 5-7

    1/9/2004፡ ገጽ 14-15

    1/4/1994፡ ገጽ 5-7

    መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፡ ገጽ 61-63

    ፍልጠት፡ ገጽ 73

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 100-101

ዘፍጥረት 3:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 11:3፣ 1ጢሞ 2:14፣ ያእ 1:14, 15
  • +ሮሜ 5:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 26

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2013፡ ገጽ 15

    15/5/2011፡ ገጽ 17

    15/11/2000፡ ገጽ 25-27

ዘፍጥረት 3:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2019፡ ገጽ 5-6

ዘፍጥረት 3:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2004፡ ገጽ 29

    1/7/2001፡ ገጽ 7

ዘፍጥረት 3:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2006፡ ገጽ 4-5

ዘፍጥረት 3:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:25
  • +ዘፍ 2:17

ዘፍጥረት 3:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2014፡ ገጽ 7

    15/6/1997፡ ገጽ 15

ዘፍጥረት 3:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 11:3፣ 1ጢሞ 2:14

ዘፍጥረት 3:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2007፡ ገጽ 31

ዘፍጥረት 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 12:9
  • +ራእ 12:1
  • +ዮሃ 8:44፣ 1ዮሃ 3:10
  • +ዘፍ 22:18፣ 49:10፣ ገላ 3:16, 29
  • +ራእ 12:7, 17
  • +ራእ 20:2, 10
  • +ማቴ 27:50፣ ግብ 3:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2023፡ ገጽ 20-21

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2022፡ ገጽ 14-19

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 189-196

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    9/2016፡ ገጽ 25-26

    8/2016፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2015፡ ገጽ 14-15

    15/10/2014፡ ገጽ 8-9፡ 13-14

    15/9/2012፡ ገጽ 7

    15/6/2012፡ ገጽ 7-11፡ 15፡ 19

    1/1/2011፡ ገጽ 10

    15/9/2009፡ ገጽ 26-27

    15/5/2009፡ ገጽ 22

    15/12/2008፡ ገጽ 14-16

    15/11/2008፡ ገጽ 27

    1/12/2007፡ ገጽ 23-25፡ 26-28

    1/1/2007፡ ገጽ 20-25

    1/6/2006፡ ገጽ 23-24

    15/2/2006፡ ገጽ 4፡ 17፡ 18-19

    1/5/2005፡ ገጽ 11-12

    15/11/2004፡ ገጽ 30

    15/8/2000፡ ገጽ 13

    15/7/2000፡ ገጽ 13

    15/5/2000፡ ገጽ 15-16

    15/4/1999፡ ገጽ 10-11

    1/2/1998፡ ገጽ 9-10፡ 13፡ 17-18

    1/6/1997፡ ገጽ 8-9

    1/6/1996፡ ገጽ 9-14

    1/2/1994፡ ገጽ 9-10

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 33-35

    መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ገጽ 5፡ 28

    ራእይ፡ ገጽ 10-14፡ 181፡ 286-295

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 33-35

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 116-117

ዘፍጥረት 3:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2012፡ ገጽ 4

    15/8/1998፡ ገጽ 6

    15/6/1997፡ ገጽ 15

    15/9/1995፡ ገጽ 20-21

    1/7/1995፡ ገጽ 21

ዘፍጥረት 3:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ምድራዊ ሰብ፣ ሰብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:17
  • +ዘፍ 5:29
  • +ሮሜ 8:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2004፡ ገጽ 29

    1/11/1996፡ ገጽ 8

ዘፍጥረት 3:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:7
  • +መዝ 104:29፣ መክ 3:20፣ 12:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2019፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2015፡ ገጽ 5

    15/7/2001፡ ገጽ 5

    1/4/1999፡ ገጽ 16

    ይምህረና፡ ገጽ 66

    መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፡ ገጽ 63

    መናፍስቲ ምዉታት፡ ገጽ 4

    ፍልጠት፡ ገጽ 58

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 76

ዘፍጥረት 3:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ህያው።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/1999፡ ገጽ 17

ዘፍጥረት 3:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2018፡ ገጽ 28

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2006፡ ገጽ 5

    15/6/2005፡ ገጽ 9-10

ዘፍጥረት 3:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:5
  • +ዘፍ 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1518

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2011፡ ገጽ 7-8

    15/10/2003፡ ገጽ 27

    15/11/2000፡ ገጽ 27

    15/4/1999፡ ገጽ 8

ዘፍጥረት 3:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:19
  • +ዘፍ 2:8

ዘፍጥረት 3:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 80:1፣ ኢሳ 37:16፣ ህዝ 10:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    4/2016፡ ገጽ 16-17

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2009፡ ገጽ 12

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 12-13

    ራእይ፡ ገጽ 306

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 3:12ቈረ 11:3፣ ራእ 12:9፣ 20:2
ዘፍ. 3:1ዘፍ 2:17
ዘፍ. 3:2ዘፍ 2:16
ዘፍ. 3:3ዘፍ 2:8, 9
ዘፍ. 3:4ዮሃ 8:44፣ 1ዮሃ 3:8
ዘፍ. 3:5ዘፍ 3:22
ዘፍ. 3:62ቈረ 11:3፣ 1ጢሞ 2:14፣ ያእ 1:14, 15
ዘፍ. 3:6ሮሜ 5:12
ዘፍ. 3:7ዘፍ 3:21
ዘፍ. 3:11ዘፍ 2:25
ዘፍ. 3:11ዘፍ 2:17
ዘፍ. 3:132ቈረ 11:3፣ 1ጢሞ 2:14
ዘፍ. 3:14ዘፍ 3:1
ዘፍ. 3:15ራእ 12:9
ዘፍ. 3:15ራእ 12:1
ዘፍ. 3:15ዮሃ 8:44፣ 1ዮሃ 3:10
ዘፍ. 3:15ዘፍ 22:18፣ 49:10፣ ገላ 3:16, 29
ዘፍ. 3:15ራእ 12:7, 17
ዘፍ. 3:15ራእ 20:2, 10
ዘፍ. 3:15ማቴ 27:50፣ ግብ 3:15
ዘፍ. 3:17ዘፍ 2:17
ዘፍ. 3:17ዘፍ 5:29
ዘፍ. 3:17ሮሜ 8:20
ዘፍ. 3:19ዘፍ 2:7
ዘፍ. 3:19መዝ 104:29፣ መክ 3:20፣ 12:7
ዘፍ. 3:20ግብ 17:26
ዘፍ. 3:21ዘፍ 3:7
ዘፍ. 3:22ዘፍ 3:5
ዘፍ. 3:22ዘፍ 2:9
ዘፍ. 3:23ዘፍ 3:19
ዘፍ. 3:23ዘፍ 2:8
ዘፍ. 3:24መዝ 80:1፣ ኢሳ 37:16፣ ህዝ 10:4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 3:1-24

ዘፍጥረት

3 የሆዋ ኣምላኽ ካብ ዝፈጠሮ ዅሉ እንስሳ መሮር፡ ተመን+ ኣዝዩ ጥንቁቕ* ነበረ። ነታ ሰበይቲ ኸኣ፡ “ኣምላኽሲ፡ ‘ካብ ኵሉ ኦም ገነት* ኣይትብልዑ’ ኢሉዶ እዩ፧” በላ።+ 2 እታ ሰበይቲ ነቲ ተመን፡ “ኣብ ገነት ካብ ዘሎ ፍረ ኣእዋም ንበልዕ ኢና።+ 3 ብዛዕባ ፍረ እታ ኣብ ማእከል ገነት ዘላ ኦም ግና፡+ ኣምላኽ፡ ‘ከይትሞቱስ፡ ካብኣ ኣይትብልዑ፡ ኣይትተንክይዋ እውን’ ኢሉ” በለቶ። 4 እቲ ተመን ድማ ነታ ሰበይቲ፡ “ከቶ ኣይክትሞቱን ኢኹም።+ 5 ኣምላኽ በታ ኻብኣ እትበልዑላ መዓልቲ ኣዒንትኹም ከም ዚኽፈታ፡ ከም ኣምላኽ እውን ከም እትዀኑ፡ ጽቡቕን ክፉእን ከኣ ከም እትፈልጡ ስለ ዝፈለጠ እዩ” በላ።+

6 እታ ሰበይቲ ድማ፡ እታ ኦም ንምብልዓ ጥዕምቲ፡ ንኣዒንቲ ኸኣ ደስ እተብል፡ እወ፡ እታ ኦም ንምጥማታ ባህ እተብል ምዃና ረኣየት። ካብ ፍሪኣ ወሲዳ ድማ በልዐት።+ ድሕሪኡ፡ ሰብኣያ ምስኣ ምስ ኰነ እውን፡ ንዕኡ ሃበቶ፣ ንሱ ኸኣ በልዐ።+ 7 ሽዑ፡ ኣዒንቲ ኽልቲኦም ተኸፍታ፡ ጥራዮም ምዃኖም ድማ ፈለጡ። ኣቝጽልቲ በለስ ሰፍዮም ከኣ ተዓጥቁ።+

8 መዓልቲ ምስ ወልወለ ድማ፡ ድምጺ የሆዋ ኣምላኽ ኣብ ገነት ኪመላለስ ሰምዑ፣ እቲ ሰብኣይን እታ ሰበይቱን ከኣ ካብ ገጽ የሆዋ ኣምላኽ ኣብ መንጎ ኣእዋም ገነት ተሓብኡ። 9 የሆዋ ኣምላኽ ድማ ነቲ ሰብኣይ፡ “ኣበይ ኣለኻ፧” እናበለ ደጋጊሙ ጸውዖ። 10 ኣብ መወዳእታ ኸኣ ንሱ፡ “ድምጽኻ ኣብ ገነት ሰሚዐ፣ ጥራየይ ስለ ዝዀንኩ ግና ፈሪሀ ተሓቢአ” በለ። 11 ንሱ ድማ፡ “ጥራይካ ምዃንካ ደኣ መን ነጊሩካ፧+ ካብታ ኻብኣ ኸይትበልዕ ዝኣዘዝኩኻ ኦምዶ በሊዕካ ኢኻ፧”+ በሎ። 12 እቲ ሰብኣይ ከኣ፡ “እታ ምሳይ ክትከውን ዝሃብካኒ ሰበይቲ ኻብታ ኦም ሂባትኒ በሊዐ” በለ። 13 የሆዋ ኣምላኽ ድማ ነታ ሰበይቲ፡ “እዚ ዝገበርክዮ እንታይ እዩ፧” በላ። እታ ሰበይቲ ኸኣ፡ “ተመን ስለ ዘታለለኒ እየ በሊዐ” በለት።+

14 የሆዋ ኣምላኽ ከኣ ነቲ ተመን፡+ “እዚ ስለ ዝገበርካ፡ ካብ ኵሉ እንስሳ ዘቤትን ካብ ኵሉ እንስሳ መሮርን ርጉም ኢኻ። ብኸብድኻ ኽትከይድ፡ ኣብ ኵለን መዓልትታት ህይወትካ ድማ ሓመድ ክትበልዕ ኢኻ። 15 ኣብ መንጎኻን+ ኣብ መንጎ እታ ሰበይትን፡+ ኣብ መንጎ ዘርእኻን+ ኣብ መንጎ ዘርኣን+ ጽልኢ እተክል ኣለኹ።+ ንሱ ርእስኻ ኺጭፍልቕ እዩ፣+ ንስኻ ድማ ሸዀናኡ ኽትነክስ ኢኻ”+ በሎ።

16 ነታ ሰበይቲ ኸኣ፡ “ጻዕሪ ጥንስኺ ኣዝየ ኸብዝሖ እየ፣ ደቂ ብጻዕሪ ኽትወልዲ ኢኺ፣ ንሰብኣይኪ ሃረር ክትብልዮ ኢኺ፡ ንሱ እውን ኪመልከኪ እዩ” በላ።

17 ንኣዳም* ከኣ፡ “ቃል ሰበይትኻ ስለ ዝሰማዕካ፡ ካብታ፡ ‘ካብኣ ኣይትብላዕ’ ኢለ ዝኣዘዝኩኻ ኦም ድማ ስለ ዝበላዕካ፡+ ብሰርኻ ምድሪ ርግምቲ ትኹን።+ ኵሉ መዓልትታት ህይወትካ፡ ካብኣ ብጻዕሪ ኽትበልዕ ኢኻ።+ 18 እሾዅን ተዀርባን ከተብቍለልካ እያ፣ ኣትክልቲ መሮር ድማ ክትበልዕ ኢኻ። 19 ካብኣ ኢኻ ተፈጢርካ እሞ፡+ ናብ ምድሪ ኽሳዕ እትምለስ፡ እንጌራ ብረሃጽ ገጽካ ኽትበልዕ ኢኻ። ሓመድ ኢኻ እሞ፡ ናብ ሓመድ ድማ ክትምለስ ኢኻ”+ በሎ።

20 ድሕርዚ፡ ኣዳም ንሰበይቱ፡ ኣደ ዅሉ ህያው ስለ እትኸውን፡ ሄዋን* ኢሉ ሰመያ።+ 21 የሆዋ ኣምላኽ ድማ ንኣዳምን ንሰበይቱን ኪኸድኖም ኢሉ ኻብ ቈርበት ነዊሕ ክዳን ገበረሎም።+ 22 የሆዋ ኣምላኽ ከኣ፡ “እንሆ፡ ሰብ ከም ሓደ ኻባና፡ ጽቡቕን ክፉእን ዚፈልጥ ኰይኑ ኣሎ።+ ሕጂ ኸኣ ኢዱ ኸይዝርግሕ፡ ካብ ኦም ህይወት+ ወሲዱ ድማ ከይበልዕ፡ ንዘለኣለም ከኣ ህያው ኰይኑ ኸይነብር፡—” ኢሉ፡ 23 ስለዚ፡ ነታ እተፈጥረላ ምድሪ+ ምእንቲ ኪዅስኵሳ፡ የሆዋ ኣምላኽ ካብ ገነት ኤደን+ ኣውጽኦ። 24 ንሰብ ከኣ ሰጐጎ፣ ነታ ናብ ኦም ህይወት እትወስድ መገዲ ንምሕላው ድማ፡ ብሸነኽ ምብራቕ ገነት ኤደን ኪሩቤልን+ ብልሓ ሃልሃል ዚብል እትሽክርከር ሰይፍን ኣቐመጠ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ