ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 103
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • “ነፍሰየ፡ ንየሆዋ ወድስዮ”

        • ኣምላኽ ንሓጢኣትና የርሕቖ (12)

        • ኣባታዊ ምሕረት ኣምላኽ (13)

        • ኣምላኽ፡ ሓመድ ምዃንና ይዝክር (14)

        • ዝፋንን ንግስናን የሆዋ (19)

        • መላእኽቲ፡ ቃል ኣምላኽ ይፍጽሙ (20)

መዝሙር 103:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2024፡ ገጽ 9-10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1999፡ ገጽ 21

መዝሙር 103:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 8:2፣ መዝ 105:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1999፡ ገጽ 21

መዝሙር 103:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 12:13፣ ኢሳ 43:25
  • +ዘጸ 15:26፣ መዝ 41:3፣ 147:3፣ ኢሳ 33:24፣ ያእ 5:15፣ ራእ 21:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1999፡ ገጽ 21-22

መዝሙር 103:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መቓብር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 56:13
  • +ሚክ 7:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1999፡ ገጽ 22

መዝሙር 103:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 51:12፣ ኢሳ 40:31
  • +መዝ 23:5፣ 65:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1999፡ ገጽ 22-23

መዝሙር 103:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 12:5፣ ምሳ 22:22, 23፣ ያእ 5:4
  • +መዝ 9:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2004፡ ገጽ 14-15

    15/5/1999፡ ገጽ 23-24

መዝሙር 103:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 24:4፣ ዘሁ 12:8
  • +መዝ 147:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2004፡ ገጽ 14-15

    15/5/1999፡ ገጽ 23-24

መዝሙር 103:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጸጋውን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 55:7፣ ያእ 5:11
  • +ዘጸ 34:6፣ ዮኤ 2:13፣ ዮና 4:2

መዝሙር 103:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 30:5
  • +ኢሳ 57:16

መዝሙር 103:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 9:31
  • +እዝ 9:13፣ መዝ 130:3፣ ኢሳ 55:7

መዝሙር 103:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 103:17፣ ኢሳ 55:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    8/2016፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2011፡ ገጽ 13

መዝሙር 103:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:21, 22፣ ኢሳ 43:25፣ ኤር 31:34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 189

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 262-263

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    8/2016፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2011፡ ገጽ 13

    1/7/2003፡ ገጽ 17

    15/5/1999፡ ገጽ 24

መዝሙር 103:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 78:38፣ ኢሳ 49:15፣ ሚል 3:17፣ ያእ 5:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 40

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    8/2016፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2011፡ ገጽ 13

መዝሙር 103:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 78:39
  • +ዘፍ 2:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 261

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 40

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2011፡ ገጽ 13

    1/12/1997፡ ገጽ 10-11

    1/9/1994፡ ገጽ 10-15

መዝሙር 103:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 90:5, 6፣ 1ጴጥ 1:24
  • +እዮ 14:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1999፡ ገጽ 24

መዝሙር 103:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቦታኣ ደጊም ኣይትፈልጣን።”

መዝሙር 103:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 1:50
  • +ዘጸ 20:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1999፡ ገጽ 24

መዝሙር 103:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:5፣ ዘዳ 7:9፣ መዝ 25:10

መዝሙር 103:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 20:6፣ ኢሳ 66:1
  • +መዝ 47:2፣ 145:13፣ ዳን 4:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1999፡ ገጽ 24

መዝሙር 103:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ድምጺ ቓሉ እትሰምዑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 7:10
  • +2ነገ 19:35፣ ሉቃ 1:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 24

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1999፡ ገጽ 24

መዝሙር 103:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 22:19፣ መዝ 148:2፣ ሉቃ 2:13, 14
  • +ማቴ 13:41፣ እብ 1:7

መዝሙር 103:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ልዕልናኡ።”

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሓፈሻዊ

መዝ. 103:2ዘዳ 8:2፣ መዝ 105:5
መዝ. 103:32ሳሙ 12:13፣ ኢሳ 43:25
መዝ. 103:3ዘጸ 15:26፣ መዝ 41:3፣ 147:3፣ ኢሳ 33:24፣ ያእ 5:15፣ ራእ 21:4
መዝ. 103:4መዝ 56:13
መዝ. 103:4ሚክ 7:18
መዝ. 103:5መዝ 51:12፣ ኢሳ 40:31
መዝ. 103:5መዝ 23:5፣ 65:4
መዝ. 103:6መዝ 12:5፣ ምሳ 22:22, 23፣ ያእ 5:4
መዝ. 103:6መዝ 9:8
መዝ. 103:7ዘጸ 24:4፣ ዘሁ 12:8
መዝ. 103:7መዝ 147:19
መዝ. 103:8ኢሳ 55:7፣ ያእ 5:11
መዝ. 103:8ዘጸ 34:6፣ ዮኤ 2:13፣ ዮና 4:2
መዝ. 103:9መዝ 30:5
መዝ. 103:9ኢሳ 57:16
መዝ. 103:10ነህ 9:31
መዝ. 103:10እዝ 9:13፣ መዝ 130:3፣ ኢሳ 55:7
መዝ. 103:11መዝ 103:17፣ ኢሳ 55:9
መዝ. 103:12ዘሌ 16:21, 22፣ ኢሳ 43:25፣ ኤር 31:34
መዝ. 103:13መዝ 78:38፣ ኢሳ 49:15፣ ሚል 3:17፣ ያእ 5:15
መዝ. 103:14መዝ 78:39
መዝ. 103:14ዘፍ 2:7
መዝ. 103:15መዝ 90:5, 6፣ 1ጴጥ 1:24
መዝ. 103:15እዮ 14:1, 2
መዝ. 103:17ሉቃ 1:50
መዝ. 103:17ዘጸ 20:6
መዝ. 103:18ዘጸ 19:5፣ ዘዳ 7:9፣ መዝ 25:10
መዝ. 103:192ዜና 20:6፣ ኢሳ 66:1
መዝ. 103:19መዝ 47:2፣ 145:13፣ ዳን 4:25
መዝ. 103:20ዳን 7:10
መዝ. 103:202ነገ 19:35፣ ሉቃ 1:19
መዝ. 103:211ነገ 22:19፣ መዝ 148:2፣ ሉቃ 2:13, 14
መዝ. 103:21ማቴ 13:41፣ እብ 1:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 103:1-22

መዝሙር

ናይ ዳዊት።

103 ነፍሰየ፡* ንየሆዋ ወድስዮ፣

ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ዅሉ እውን፡ ነቲ ቕዱስ ስሙ ይወድስ።

 2 ነፍሰየ፡* ንየሆዋ ወድስዮ፣

ኵሉ እቲ እተገብረልኪ ድማ ኣይትረስዒ።+

 3 ንሱ ንዅሉ ስሕተትኪ ይቕረ ይብለልኪ፡+

ካብ ኵሉ ሕማምኪ ኸኣ የሕውየኪ።+

 4 ንህይወትኪ ኻብ ጕድጓድ* ይብጀዋ፣+

በቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩን ብምሕረቱን ድማ ኣኽሊል ይገብረልኪ።+

 5 ንእስነትኪ ኸም ናይ ንስሪ ምእንቲ ኺሕደስሲ፡+

ምሉእ ህይወትኪ ብጽቡቕ የጽግበኪ።+

 6 የሆዋ ንዅሎም ጭቍናት፡+

ጽድቅን ፍትሕን ይገብር።+

 7 መገድታቱ ንሙሴ፡+

ግብርታቱ ንደቂ እስራኤል ኣፍለጠ።+

 8 የሆዋ መሓርን ርሕሩሕን፡*+

ንቝጥዓ ደንጓይን ብዓል ብዙሕ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን እዩ።+

 9 ወትሩ ጕድለት ኣይኣርን፡+

ንዘለኣለም እውን ኣይቅየምን እዩ።+

10 ከም ሓጢኣትና ኣይገበረናን፡+

ከም መጠን ስሕተትና ኣይፈደየናን።+

11 ሰማያት ካብ ምድሪ ልዕል ከም ዚብልሲ፡

እቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ኣብቶም ዚፈርህዎ ኣዝዩ ዓብዪ እዩ።+

12 ምብራቕ ካብ ምዕራብ ከም ዚርሕቕ፡

ንኣበሳና ኻባና ኣዝዩ ኣርሒቕዎ።+

13 ከምቲ ኣቦ ንደቁ ዚምሕሮም፡

የሆዋ ንዚፈርህዎ ምሒርዎም።+

14 ከመይ ከም እተገበርናስ ኣጸቢቑ ይፈልጥ፡+

ሓመድ ምዃንና ኸኣ ይዝክር እዩ።+

15 መዋቲ ሰብሲ፡ መዓልትታቱ ኸም ናይ ሳዕሪ እዩ፣+

ከም ዕምባባ መሮር ይዕምብብ።+

16 ንፋስ ምስ ነፈሰ ግና፡ ንሳ ኣይትህሉን፣

ከቶ ኸም ዘይነበረት እውን ትኸውን።*

17 እቲ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ የሆዋ ግና፡

ኣብቶም ዚፈርህዎ ንዘለኣለመ ኣለም እዩ፣+

ጽድቁ ድማ ንደቂ ደቆም እዩ፣+

18 እወ፡ ኣብቶም ኪዳኑ ዚሕልዉ፡+

ኣብቶም ንትእዛዛቱ ተጠንቂቖም ዚሕልዉ እዩ።

19 የሆዋ ንዝፋኑ ኣብ ሰማያት ኣጽኒዕዎ ኣሎ፣+

ንግስናኡ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ይገዝእ እዩ።+

20 ኣቱም መላእኽቱ ዅልኹም፡+ ኣቱም ብርቱዕ ዝሓይልኹም፡

ኣቱም ንድምጹ ተኣዚዝኩም ቃሉ እትፍጽሙ፡*+ ንየሆዋ ወድስዎ።

21 ኣቱም ሰራዊቱ ዅልኹም፡+

ኣቱም ፍቓዱ እትገብሩ ኣገልገልቱ፡+ ንየሆዋ ወድስዎ።

22 ኣቱም ግብርታቱ ዅልኹም፡

ኣብ ኵሉ ቦታታት ግዝኣቱ* ንየሆዋ ወድስዎ።

ነፍሰየ፡* ንየሆዋ ወድስዮ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ