ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 141
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ዕቝባ ንምርካብ እተጸለየ ጸሎት

        • ‘ጸሎተይ ከም ዕጣን ይኹን’ (2)

        • መግናሕቲ ጻድቕ ከም ዘይቲ (5)

        • እኩያት ናብ መርበቦም ይወድቁ (10)

መዝሙር 141:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 31:17
  • +መዝ 40:13፣ 70:5
  • +መዝ 39:12

መዝሙር 141:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 30:34-36፣ ሉቃ 1:9, 10፣ ራእ 5:8፣ 8:3, 4
  • +ዘጸ 29:41

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2022፡ ገጽ 20

    3/2022፡ ገጽ 21

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2014፡ ገጽ 16

    15/1/1999፡ ገጽ 10

መዝሙር 141:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 13:3፣ 21:23፣ ያእ 1:26

መዝሙር 141:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 8:58፣ መዝ 119:36

መዝሙር 141:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 12:7, 9፣ ምሳ 17:10፣ ገላ 6:1
  • +ምሳ 6:23፣ ያእ 5:14
  • +ምሳ 9:8፣ 19:25፣ 25:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 57

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2015፡ ገጽ 31

መዝሙር 141:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሲኦል፡” ማለት፡ ሓፈሻዊ መቓብር ደቂ ሰብ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

መዝሙር 141:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ ኣይትኽዓዋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 20:12፣ መዝ 25:15

መዝሙር 141:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣስ 7:10፣ መዝ 7:14, 15፣ 9:15፣ 57:6

ሓፈሻዊ

መዝ. 141:1መዝ 31:17
መዝ. 141:1መዝ 40:13፣ 70:5
መዝ. 141:1መዝ 39:12
መዝ. 141:2ዘጸ 30:34-36፣ ሉቃ 1:9, 10፣ ራእ 5:8፣ 8:3, 4
መዝ. 141:2ዘጸ 29:41
መዝ. 141:3ምሳ 13:3፣ 21:23፣ ያእ 1:26
መዝ. 141:41ነገ 8:58፣ መዝ 119:36
መዝ. 141:52ሳሙ 12:7, 9፣ ምሳ 17:10፣ ገላ 6:1
መዝ. 141:5ምሳ 6:23፣ ያእ 5:14
መዝ. 141:5ምሳ 9:8፣ 19:25፣ 25:12
መዝ. 141:82ዜና 20:12፣ መዝ 25:15
መዝ. 141:10ኣስ 7:10፣ መዝ 7:14, 15፣ 9:15፣ 57:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 141:1-10

መዝሙር

ናይ ዳዊት መዝሙር።

141 ኦ የሆዋ፡ እጽውዓካ ኣለኹ።+

ቀልጢፍካ ንዓ እሞ ርድኣኒ።+

ክጽውዓካ ኸለኹ ኣቕልበለይ።+

 2 ጸሎተይ ኣብ ቅድሜኻ ኸም እተዳለወ ዕጣን ይኹን፣+

እተላዕላ ኣእዳወይ ከኣ ከም ናይ ምሸት መስዋእቲ እኽሊ ይኹና።+

 3 ኦ የሆዋ፡ ንኣፈይ ዘብዐኛ ግበረሉ፣

ንኣፍ ደገ ኸናፍረይ ሓላዊ ግበረሉ።+

 4 ምስ እኩያት ሰባት ኰይነ እኩይ ተግባራት ከይገብርሲ፡

ንልበይ ናብ ክፍኣት ኪዝምብል ኣይትሕደጎ፣+

ኣነ እውን እቲ ጥዑም ምግቦም ኣይብላዕ።

 5 ጻድቕ እንተ ዚወቕዓኒ፡ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ ምዀነ፣+

እንተ ዚገንሓኒ፡ ኣብ ርእሰይ ከም ዘይቲ ምዀነ፣+

ርእሰይ እውን ከቶ ኣይምኣበዮን።+

ብግዜ መዓቶም እኳ ገና ኽጽሊ እየ።

 6 ፈረድቶም እኳ ኻብ ጸድፊ እንተ ጸደፉ፡

ቃላተይ ባህ ዜብል ብምዃኑ፡ ሰባት ኬቕልቡሉ እዮም።

 7 ከምቲ ሰብ ንምድሪ ዚሓርሳን ዚፍርክሻን፡

ከምኡ ድማ ኣዕጽምትና ኣብ ኣፍ መቓብር* ፋሕ ኢሉ ኣሎ።

 8 ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ ኣዒንተይ ናባኻ እየን ዚጥምታ።+

ኣባኻ ተማዕቊበ ኣለኹ።

ንህይወተይ ኣይተጥፍኣያ።*

 9 ካብ ምንጋጋ እቲ ዘጻወዱለይ መጻወድያ፡

ካብ መፈንጠራ ገበርቲ እከይ ኣዕቍበኒ።

10 ኣነ ብደሓን ክሓልፍ ከለኹ፡

እኩያት ብሓባር ናብ መርበቦም ኪወድቁ እዮም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ