ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ኢድ ኣምላኽ ኣንጻር እስራኤል ኰነት (1-4)

      • ኣሶር–ሻቦጥ ቍጥዓ ኣምላኽ (5-11)

      • ኣብ ኣሶር ዚወርድ መቕጻዕቲ (12-19)

      • ተረፍ ያእቆብ ይምለስ (20-27)

      • ኣምላኽ ንኣሶር ኪፈርዶ እዩ (28-34)

ኢሳይያስ 10:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 19:15፣ ዘዳ 1:16, 17

ኢሳይያስ 10:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣቦ ንዘይብሎም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣሞ 2:7, 8
  • +ዘዳ 27:19፣ ያእ 1:27

ኢሳይያስ 10:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መቕጻዕቲ።”

  • *

    ወይ፡ “ክብርኹምከ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሆሴ 9:7
  • +ዘዳ 28:49, 50
  • +ሆሴ 5:13

ኢሳይያስ 10:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 5:25፣ 9:12

ኢሳይያስ 10:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:9, 11
  • +2ነገ 17:3፣ ኢሳ 8:3, 4፣ 10:24

ኢሳይያስ 10:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 17:6
  • +ዘዳ 28:45, 63፣ 2ነገ 17:22, 23

ኢሳይያስ 10:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:19, 24

ኢሳይያስ 10:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣሞ 6:2
  • +2ዜና 35:20
  • +2ነገ 17:24
  • +2ነገ 19:11, 13
  • +2ነገ 17:5፣ 18:9, 10
  • +2ነገ 16:8, 9

ኢሳይያስ 10:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 19:17, 18

ኢሳይያስ 10:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:33, 34፣ 2ዜና 32:16, 19

ኢሳይያስ 10:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ክቐጽዖ እየ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:19, 28, 35

ኢሳይያስ 10:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 15:29፣ 17:6፣ 18:11፣ 1ዜና 5:26
  • +2ነገ 16:8፣ 18:16
  • +2ነገ 18:19, 25

ኢሳይያስ 10:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 10:5

ኢሳይያስ 10:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 32:21
  • +ኢሳ 30:30, 31

ኢሳይያስ 10:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 84:11
  • +ኢሳ 9:5፣ 30:27፣ 31:8, 9፣ ናሆ 1:6

ኢሳይያስ 10:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ካብ ነፍሲ ኽሳዕ ስጋ ኼጥፍእ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 37:36

ኢሳይያስ 10:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 28:20, 21፣ ሆሴ 5:13፣ 14:3

ኢሳይያስ 10:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 65:9፣ ሆሴ 1:10, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 22

ኢሳይያስ 10:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መቕጻዕቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:9
  • +ኢሳ 28:22
  • +ሮሜ 9:27, 28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 22

ኢሳይያስ 10:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:45, 63

ኢሳይያስ 10:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:13፣ ኢሳ 10:5
  • +ዘጸ 14:3, 9

ኢሳይያስ 10:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 19:35

ኢሳይያስ 10:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 7:25፣ 8:21፣ መዝ 83:11
  • +2ዜና 32:21፣ ኢሳ 30:32፣ ናሆ 3:7
  • +ዘጸ 14:21, 27

ኢሳይያስ 10:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 9:4፣ ናሆ 1:13
  • +ኢሳ 14:25
  • +2ነገ 19:35፣ ኢሳ 37:35, 36

ኢሳይያስ 10:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 7:2
  • +1ሳሙ 13:2፣ 14:31

ኢሳይያስ 10:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:8, 17፣ 2ዜና 16:6
  • +መሳ 20:13
  • +ሆሴ 5:8

ኢሳይያስ 10:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:8, 18፣ ኤር 1:1

ኢሳይያስ 10:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 22:18, 19

ኢሳይያስ 10:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 32:21፣ ኢሳ 37:36

ኢሳይያስ 10:34

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብፋስ።”

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 10:1ዘሌ 19:15፣ ዘዳ 1:16, 17
ኢሳ. 10:2ኣሞ 2:7, 8
ኢሳ. 10:2ዘዳ 27:19፣ ያእ 1:27
ኢሳ. 10:3ሆሴ 9:7
ኢሳ. 10:3ዘዳ 28:49, 50
ኢሳ. 10:3ሆሴ 5:13
ኢሳ. 10:4ኢሳ 5:25፣ 9:12
ኢሳ. 10:5ዘፍ 10:9, 11
ኢሳ. 10:52ነገ 17:3፣ ኢሳ 8:3, 4፣ 10:24
ኢሳ. 10:62ነገ 17:6
ኢሳ. 10:6ዘዳ 28:45, 63፣ 2ነገ 17:22, 23
ኢሳ. 10:82ነገ 18:19, 24
ኢሳ. 10:9ኣሞ 6:2
ኢሳ. 10:92ዜና 35:20
ኢሳ. 10:92ነገ 17:24
ኢሳ. 10:92ነገ 19:11, 13
ኢሳ. 10:92ነገ 17:5፣ 18:9, 10
ኢሳ. 10:92ነገ 16:8, 9
ኢሳ. 10:102ነገ 19:17, 18
ኢሳ. 10:112ነገ 18:33, 34፣ 2ዜና 32:16, 19
ኢሳ. 10:122ነገ 18:19, 28, 35
ኢሳ. 10:132ነገ 15:29፣ 17:6፣ 18:11፣ 1ዜና 5:26
ኢሳ. 10:132ነገ 16:8፣ 18:16
ኢሳ. 10:132ነገ 18:19, 25
ኢሳ. 10:15ኢሳ 10:5
ኢሳ. 10:162ዜና 32:21
ኢሳ. 10:16ኢሳ 30:30, 31
ኢሳ. 10:17መዝ 84:11
ኢሳ. 10:17ኢሳ 9:5፣ 30:27፣ 31:8, 9፣ ናሆ 1:6
ኢሳ. 10:18ኢሳ 37:36
ኢሳ. 10:202ዜና 28:20, 21፣ ሆሴ 5:13፣ 14:3
ኢሳ. 10:21ኢሳ 65:9፣ ሆሴ 1:10, 11
ኢሳ. 10:22ኢሳ 1:9
ኢሳ. 10:22ኢሳ 28:22
ኢሳ. 10:22ሮሜ 9:27, 28
ኢሳ. 10:23ዘዳ 28:45, 63
ኢሳ. 10:242ነገ 18:13፣ ኢሳ 10:5
ኢሳ. 10:24ዘጸ 14:3, 9
ኢሳ. 10:252ነገ 19:35
ኢሳ. 10:26መሳ 7:25፣ 8:21፣ መዝ 83:11
ኢሳ. 10:262ዜና 32:21፣ ኢሳ 30:32፣ ናሆ 3:7
ኢሳ. 10:26ዘጸ 14:21, 27
ኢሳ. 10:27ኢሳ 9:4፣ ናሆ 1:13
ኢሳ. 10:27ኢሳ 14:25
ኢሳ. 10:272ነገ 19:35፣ ኢሳ 37:35, 36
ኢሳ. 10:28እያ 7:2
ኢሳ. 10:281ሳሙ 13:2፣ 14:31
ኢሳ. 10:29እያ 21:8, 17፣ 2ዜና 16:6
ኢሳ. 10:29መሳ 20:13
ኢሳ. 10:29ሆሴ 5:8
ኢሳ. 10:30እያ 21:8, 18፣ ኤር 1:1
ኢሳ. 10:321ሳሙ 22:18, 19
ኢሳ. 10:332ዜና 32:21፣ ኢሳ 37:36
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 10:1-34

ኢሳይያስ

10 እቶም ጐዳኢ ስርዓታት ዚሰርዑ፡+

እቶም ጨቋኒ ትእዛዛት ዜርቅቑ፡ ወይለኦም!

 2 ንሳቶምሲ ንጕዳይ ድኻታት ይዓግቱ፣

ንትሑታት ህዝበይ ፍትሒ ይኸልኡ፣+

ንመበለታት ምርኮኦም ይገብርወን፣

ንዘኽታማት* ድማ ይዘምትዎም።+

 3 ብመዓልቲ ምጽብጻብ፡*+

ጥፍኣት ካብ ርሑቕ ምስ መጸ፡ እንታይ ክትገብሩ ኢኹም፧+

ረድኤት ክትረኽቡ ናብ መን ክትሃድሙ ኢኹም፧+

ሃብትኹምከ* ኣበይ ክትሓድግዎ ኢኹም፧

 4 ብዘይካ ኣብ መንጎ እሱራት ምዅርማይ፡

ወይ ኣብ መንጎ ቕቱላት ምውዳቕ፡ ዚተርፈኩም የብልኩምን።

ምስናይዚ ዅሉ፡ ቍጥዓኡ ኣይተመልሰን፣

ኢዱ እውን ገና ኽትወቅዕ ተዘርጊሓ ኣላ።+

 5 “ኣየ! እቲ ኣሶራዊ፡+

እቲ ቝጥዓይ ዝገልጸሉ ሻቦጥን+

እቲ ኣብ ኢዱ ዘሎ በትሪ ዅነኔይን፡

 6 ኣንጻር ከሓዲ ህዝቢ፡+

ኣንጻር ዜነድረኒ ህዝቢ ኽሰድዶ እየ፣

ብዙሕ ኪማርኽን ብዙሕ ኪዘምትን፡

ከም ጭቃ ድማ ኣብ ጐደናታት ኪረግጾም ክእዝዞ እየ።+

 7 ንሱ ግና ነዚ ኣይኪህቅኖን፡

ልቡ እውን ነዚ ኣይኪሓስቦን እዩ፣

ኣብ ልቡስ ምጥፋእን

ሒደት ዘይኰኑ ብዙሓት ኣህዛብ ምምንቋስን እዩ ዘሎ።

 8 ንሱስ ከምዚ ይብል እዩ፦

‘ኵሎም መሳፍንተይሲ ነገስታት ደይኰኑን፧+

 9 ከልኖኸ+ ኸም ከርከሚሽ+ ደይኰነትን፧

ሓማትከ+ ኸም ኣርጳድ+ ደይኰነትን፧

ሰማርያኸ+ ኸም ደማስቆ+ ደይኰነትን፧

10 ንመንግስትታት እቶም ከንቱ ኣማልኽቲ፡

ነተን ቅሩጽ ምስልታተን ካብ ናይ የሩሳሌምን ናይ ሰማርያን ዚበዝሑ፡ ኢደይ ሒዛተን!+

11 ከምቲ ንሰማርያን ንኸንቱ ኣማልኽታን ዝገበርክዎ፡

ንየሩሳሌምን ንጣኦታታን እውን ከምኡዶ ኣይክገብርን እየ፧’+

12 “የሆዋ፡ ኵሉ ኣብ ከረን ጽዮንን ኣብ የሩሳሌምን ዚገብሮ ግብሩ ምስ ፈጸመ፡ ንንጉስ ኣሶር ስለቲ ድርቅና ልቡን ስለቲ ዅሩዕን ዕቡይን ጠመተኡን ኪቐጽዖ እዩ።*+ 13 ንሱስ ከምዚ ይብል እዩ፦

‘ኣነ ጥበበኛ እየ እሞ፡

ነዚ ብሓይሊ ኢደይን ብጥበበይን ክገብሮ እየ።

ዶባት ህዝብታት ከልግስ፡+

መዛግብቶም ድማ ክዘምት፡+

ከም ሓያል ከኣ ንነበርቲ ኸምበርክኾም እየ።+

14 ከምቲ ሰብ ናብ ሰፈር ዑፍ ኢዱ ዚዝርግሕ፡

ኢደይ ጥሪት ህዝብታት ክትሕዝ እያ፣

ከምቲ ሰብ እተሓድገ እንቋቝሖታት ዚእክብ፡

ንብዘላ ምድሪ ኽእክባ እየ!

ሓደ እኳ ኣኽናፉ ኣይኬንገብግብን፡ ወይ ኣፉ ኣይኪኸፍትን፡ ወይ ጭቝጭቝ ኣይኪብልን እዩ።’”

15 ፋስሲ ኣብ ልዕሊ እቲ ብእኡ ዚቘርጽዶ ልዕል ይብል እዩ፧

መጋዝከ ኣብ ልዕሊ እቲ ብእኡ ዚምግዝዶ ልዕል ይብል እዩ፧

ሻቦጥሲ+ ነቲ ዜልዕሎዶ ኼወዛውዞ ይኽእል እዩ፧

በትሪኸ ነቲ ብዕንጨይቲ ዘይተገብረዶ ኼልዕሎ ይኽእል እዩ፧

16 ስለዚ፡ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡

ኣብ ስቡሓቱ ዕብራን ኪሰድድ እዩ፣+

ኣብ ትሕቲ ኽብሩ ድማ ዜባርዕ ሓዊ ኺውልዕ እዩ።+

17 ብርሃን እስራኤልሲ+ ሓዊ፡+

ቅዱሱ ኸኣ ሃልሃልታ ኪኸውን እዩ፣

ንጻህያዩን ንኣሻዅ ቈጥቋጣቱን ብሓንቲ መዓልቲ ኼባርዖን ኪበልዖን እዩ።

18 ንኽብሪ ዱሩን ንግራት ፍረታቱን ጠሪሱ ኼጥፍኦ* እዩ፣

ከምቲ ሕሙም ኪማስን ከሎ ዚዀኖ ኪኸውን እዩ።+

19 እቲ ዝተረፈ ኣእዋም ዱሩ ኸኣ፡

ኣዝዩ ሒደት ካብ ምዃኑ እተላዕለ ቘልዓ እኳ ኺዝርዝሮ እዩ።

20 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቶም ኣብ እስራኤል ዚተርፉን

እቶም ዘምለጡ ቤት ያእቆብን

ደጊም ኣብቲ ዝወቕዖም ኣይኪምርኰሱን እዮም፣+

የግዳስ፡ ኣብ የሆዋ፡ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ፡

ብተኣማንነት ኪምርኰሱ እዮም።

21 ተረፍ ጥራይ፡ ተረፍ ያእቆብ፡

ናብቲ ብርቱዕ ኣምላኽ ኪምለስ እዩ።+

22 ኦ እስራኤል፡ ህዝብኻ

ከም ሑጻ ባሕሪ እኳ እንተ ዀነስ፡

ተረፍ ጥራይ ኪምለሱ እዮም።+

ጥፍኣት ተመዲቡ ኣሎ፣+

ፍትሒ* እውን ኪውሕጦም እዩ።+

23 እወ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ዝመደቦ ጥፍኣት

ኣብ ብዘላ እታ ምድሪ ኺፍጸም እዩ።+

24 ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ኣታ ኣብ ጽዮን እትቕመጥ ህዝበይ በቲ ብሻቦጥ ዚወቕዓካን+ ከም ግብጺ በትሩ ዜልዕለልካን+ ዝነበረ ኣሶር ኣይትፍራህ። 25 ድሕሪ ቝሩብ ግዜስ እቲ ዅነኔ ኺውዳእ እዩ፣ ቍጥዓይ ከኣ ናብ ጥፍኣቶም ኪቐንዕ እዩ።+ 26 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ድማ፡ ከምቲ ንሚድያን ኣብ ከውሒ ዖሬብ ዝሰዓሮ፡+ ሓለንጊ ኼልዕለሉ እዩ።+ በትሩ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ባሕሪ ኪኸውን፡ ከምቲ ኣብ ግብጺ ዝገበሮ እውን ኬልዕሎ እዩ።+

27 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ጾሩ ኻብ መንኵብካ፡+

ኣርዑቱ ድማ ካብ ክሳድካ ኺለግስ እዩ፣+

እቲ ኣርዑት ከኣ ብሰንኪ ዘይቲ ኺስበር እዩ።”+

28 ናብ ዓያት+ መጺኡ፡

ብሚግሮን ሓሊፉ ኣሎ፣

ኣብ ሚኽማሽ+ ኣቕሑኡ ኣንቢሩ ኣሎ።

29 ብመሳገሪ ተሳጊሮም፡

ኣብ ጌባዕ+ ከኣ ይሓድሩ ኣለዉ፣

ራማ ራዕራዕ ትብል፡ ናይ ሳኦል ጊብዓ+ ድማ ትሃድም ኣላ።+

30 ኣቲ ጓል ጋሊም፡ ኣእውዪ፡ ወጭጪ!

ኣቲ ላይሻ፡ ጽን በሊ!

ይዋእኪ ዓናቶት!+

31 ማድሜና ሃዲማ ኣላ።

ነበርቲ ጌቢም መጸግዒ ደልዮም ኣለዉ።

32 በዛ መዓልቲ እዚኣ፡ ኣብ ኖብ+ ደው ኪብል እዩ።

ኢዱ ድማ ንኸረን ጓል ጽዮን፡

ንዅርባ የሩሳሌም የወጣውጠላ ኣሎ።

33 እንሆ፡ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡

ንጨናፍር ዓጠቕ እናኣበለ ይቘርጾ ኣሎ፣+

ነዋሕቲ ኣእዋም ይቝረጹ፡

ልዑላን ከኣ ትሕት ይብሉ ኣለዉ።

34 ንጣሻ ዱር ብንዋት ሓጺን* ኪወቕዖ፡

ሊባኖስ ከኣ ብኢድ ሓያል ኪወድቕ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ