ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 45
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኤርምያስ—ትሕዝቶ

      • ካብ የሆዋ ናብ ባሩኽ እተላእከ መልእኽቲ (1-5)

ኤርምያስ 45:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 25:1፣ 36:1
  • +ኤር 32:12፣ 43:3
  • +ኤር 36:4, 32

ኤርምያስ 45:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 103፡ 105

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2006፡ ገጽ 17

    15/8/1997፡ ገጽ 21

ኤርምያስ 45:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 5:5፣ ኤር 1:1, 10

ኤርምያስ 45:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትጽበ።”

  • *

    ወይ፡ “ሰብሲ።”

  • *

    ወይ፡ “ንህይወትካ (ንነፍስኻ) ኸድሕና እየ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 66:16፣ ኤር 25:17, 26፣ ጸፎ 3:8
  • +ኤር 21:9፣ 39:18፣ 43:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 103-113

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2008፡ ገጽ 8-9

    15/4/2008፡ ገጽ 15

    15/8/2006፡ ገጽ 17-19

    1/10/2002፡ ገጽ 14-15

    15/2/2000፡ ገጽ 6

    15/8/1997፡ ገጽ 21

ሓፈሻዊ

ኤር. 45:1ኤር 25:1፣ 36:1
ኤር. 45:1ኤር 32:12፣ 43:3
ኤር. 45:1ኤር 36:4, 32
ኤር. 45:4ኢሳ 5:5፣ ኤር 1:1, 10
ኤር. 45:5ኢሳ 66:16፣ ኤር 25:17, 26፣ ጸፎ 3:8
ኤር. 45:5ኤር 21:9፣ 39:18፣ 43:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኤርምያስ 45:1-5

ኤርምያስ

45 ኣብ ራብዐይቲ ዓመት ዮያቂም+ ወዲ ዮስያስ፡ ንጉስ ይሁዳ፡ ኤርምያስ እናተዛረበ ንባሩኽ+ ወዲ ኔርያ ኣብ መጽሓፍ ኬጽሕፎ ኸሎ፡ ነብዪ ኤርምያስ+ ንዕኡ እተዛረቦ ቓል እዚ እዩ፦

2 “ኣታ ባሩኽ፡ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ብዛዕባኻ ኸምዚ ይብል፦ 3 ‘ንስኻስ፡ “የሆዋ ኣብ ርእሲ ስቓየይ ጓሂ ወሲኹለይ እዩ እሞ፡ ወይለይ! ብገዓረይ ደኺመ፡ ዕረፍቲ እውን ስኢነ” ትብል ኣለኻ።’

4 “ከምዚ ድማ በሎ፦ ‘የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “እንሆ፡ ኣብ ብዘላ እታ ምድሪ፡ ንዝሃነጽክዎ አፍርስ፡ ንዝተኸልክዎ እምሑ ኣለኹ።+ 5 ንስኻ ግና ንርእስኻ ዓበይቲ ነገራት ትደሊ* ኣለኻ። ኣይትድለዮ።”’

“‘እንሆ፡ ኣብ ኵሉ ስጋስ* መዓት ከምጽእ እየ፣+ ናብ እትኸዶ ዘበለ ኸኣ፡ ንህይወትካ ምርኮኻ ኽትከውን ክህበካ እየ’* ይብል የሆዋ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ