ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 150
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ትንፋስ ዘለዎ ዅሉ፡ ንያህ ይወድሶ

        • ሃሌሉያ! (1, 6)

መዝሙር 150:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

  • *

    ወይ፡ “ኣብቲ ንብርታዐኡ ዚምስክር ሰማይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 19:6
  • +መዝ 116:19
  • +መዝ 19:1

መዝሙር 150:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 107:15፣ ራእ 15:3
  • +ዘዳ 3:24፣ መዝ 145:3

መዝሙር 150:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብኽራርን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 81:3
  • +1ዜና 15:28

መዝሙር 150:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብእምብልታ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:20
  • +መዝ 92:1, 3፣ 144:9
  • +1ሳሙ 10:5

መዝሙር 150:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 6:5፣ 1ዜና 15:19፣ 16:5

መዝሙር 150:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 5:13

ሓፈሻዊ

መዝ. 150:1ራእ 19:6
መዝ. 150:1መዝ 116:19
መዝ. 150:1መዝ 19:1
መዝ. 150:2መዝ 107:15፣ ራእ 15:3
መዝ. 150:2ዘዳ 3:24፣ መዝ 145:3
መዝ. 150:3መዝ 81:3
መዝ. 150:31ዜና 15:28
መዝ. 150:4ዘጸ 15:20
መዝ. 150:4መዝ 92:1, 3፣ 144:9
መዝ. 150:41ሳሙ 10:5
መዝ. 150:52ሳሙ 6:5፣ 1ዜና 15:19፣ 16:5
መዝ. 150:6ራእ 5:13
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 150:1-6

መዝሙር

150 ንያህ ወድስዎ!*+

ንኣምላኽ ኣብ መቕደሱ ወድስዎ።+

ኣብ ጠፈር ብርታዐኡ* ወድስዎ።+

 2 ስለቲ ግብርታት ሓይሉ ወድስዎ።+

ስለቲ ብሉጽ ዕቤቱ ወድስዎ።+

 3 ብደሃይ መለኸት+ ወድስዎ።

ብበገናን ብመሰንቆን*+ ወድስዎ።

 4 ብኸበሮን+ ብሳዕስዒት ክብን ወድስዎ።

ብኣውታርን+ ብሻምብቆን*+ ወድስዎ።

 5 ጭልጭል ብዚብል ጸናጽል ሸሓኒ ወድስዎ።

ሽዋሕ ብዚብል ጸናጽል ሸሓኒ+ ወድስዎ።

 6 ትንፋስ ዘለዎ ዅሉ፡ ንያህ ይወድሶ።

ንያህ ወድስዎ!*+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ