ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 140
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • የሆዋ፡ ብርቱዕ መድሓኒ

        • እኩያት ከም ኣትማን እዮም (3)

        • ዓመጽቲ ኺወድቁ እዮም (11)

መዝሙር 140:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:48፣ 59:1

መዝሙር 140:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 64:2, 6

መዝሙር 140:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 52:1, 2፣ 58:3, 4
  • +ሮሜ 3:13፣ ያእ 3:8

መዝሙር 140:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 17:8፣ 36:11፣ 71:4

መዝሙር 140:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 10:9
  • +ኤር 18:22

መዝሙር 140:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 28:2፣ 55:1

መዝሙር 140:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:37

መዝሙር 140:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 15:31፣ መዝ 27:12

መዝሙር 140:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 7:16፣ ምሳ 12:13

መዝሙር 140:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ማይ ናብ ዘለዎ ጐዳጕዲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 11:5, 6
  • +መዝ 55:23

መዝሙር 140:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 12:3

መዝሙር 140:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 10:17, 18፣ 22:24

መዝሙር 140:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ቅድሜኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 23:6

ሓፈሻዊ

መዝ. 140:1መዝ 18:48፣ 59:1
መዝ. 140:2መዝ 64:2, 6
መዝ. 140:3መዝ 52:1, 2፣ 58:3, 4
መዝ. 140:3ሮሜ 3:13፣ ያእ 3:8
መዝ. 140:4መዝ 17:8፣ 36:11፣ 71:4
መዝ. 140:5መዝ 10:9
መዝ. 140:5ኤር 18:22
መዝ. 140:6መዝ 28:2፣ 55:1
መዝ. 140:71ሳሙ 17:37
መዝ. 140:82ሳሙ 15:31፣ መዝ 27:12
መዝ. 140:9መዝ 7:16፣ ምሳ 12:13
መዝ. 140:10መዝ 11:5, 6
መዝ. 140:10መዝ 55:23
መዝ. 140:11መዝ 12:3
መዝ. 140:12መዝ 10:17, 18፣ 22:24
መዝ. 140:13መዝ 23:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 140:1-13

መዝሙር

ንኣላዪ። ናይ ዳዊት መዝሙር።

140 ኦ የሆዋ፡ ካብ እኩያት ሰባት ኣናግፈኒ፣

ካብ ዓመጽቲ ሰባት ኣዕቍበኒ፣+

 2 ንሳቶምሲ ብልቦም ክፉእ ይሓስቡ፡+

ምሉእ መዓልቲ ኸኣ ግጭት የላዕሉ።

 3 ልሳኖም ከም ናይ ተመን ይስሕሉ፣+

ብድሕሪ ኸናፍሮም ሕንዚ ኣፍዑት ኣሎ።+ (ሴላ)

 4 ኦ የሆዋ፡ ካብ ኣእዳው እኩያት ኣዕቍበኒ፣+

ካብቶም ኪሕንኵሉኒ ዚሓስቡ

ዓመጽቲ ሓልወኒ።

 5 ዕቡያት መጻወድያ ይሓብኡለይ፣

ብኣግማድ ገይሮም ኣብ ጥቓ መገዲ መርበብ ይዝርግሑ።+

መፈንጠራታት ከኣ ይገብሩለይ።+ (ሴላ)

 6 ንየሆዋ፡ “ንስኻ ኣምላኸይ ኢኻ።

ኦ የሆዋ፡ ንልማኖይ ጽን በሎ” እብሎ እየ።+

 7 ኦ የሆዋ ኣታ ልዑላዊ ጐይታ፡ ኣታ ብርቱዕ መድሓንየይ፡

ብመዓልቲ ውግእ ንርእሰይ ትጋርዳ።+

 8 ኦ የሆዋ፡ ንእኩይ ከም ትምኒቱ ኣይትሃቦ።

ልዕል ከይብሉስ፡ ውዲቶም ኪሰልጥ ኣይትሕደግ።+ (ሴላ)

 9 ኣራእስ እቶም ዚኸብቡኒ

በቲ ብኸናፍሮም ዚዝረብ እከይ ይጐልበብ።+

10 ጓህሪ ኣብ ልዕሊኦም ይዝነም።+

ዳግም ከይትንስኡስ፡

ናብ ሓዊ፡ ናብ ዓሚቝ ጕድጓድ* ይደርበዩ።+

11 ሓማዪ ኣብ ምድሪ ቦታ ኣይርከብ።+

ንሰብ ዓመጻ ኸኣ ክፉእ ይስዓቦምን የጥፍኣዮምን።

12 የሆዋ ንትሑታት ከም ዚጣበቐሎም፡

ንድኻታት ድማ ፍትሒ ኸም ዚህቦም እፈልጥ እየ።+

13 ብርግጽ፡ ጻድቃን ስምካ ኼመስግኑ እዮም፣

ቅኑዓት ኣብ ቅድሚ ገጽካ* ኪቕመጡ እዮም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ