ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 136
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • የሆዋ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሪ ንዘለኣለም ይነብር እዩ

        • ንሰማይን ንምድርን ብኽእለት ገበሮ (5, 6)

        • ፈርኦን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሞተ (15)

        • ኣምላኽ ንእተደቝሱ ይዝክር (23)

        • ንዅሉ ህያው ይምግብ (25)

መዝሙር 136:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰናይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 7:3፣ 20:21፣ መዝ 106:1፣ 107:1
  • +ሉቃ 18:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 284-285

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 4

መዝሙር 136:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 97:9፣ ዳን 2:47

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 4

መዝሙር 136:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 4

መዝሙር 136:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 103:17
  • +ዘጸ 15:11፣ ራእ 15:3

መዝሙር 136:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብኣእምሮ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 38:36፣ ምሳ 3:19, 20

መዝሙር 136:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:9፣ መዝ 24:1, 2

መዝሙር 136:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:14

መዝሙር 136:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:16፣ ኤር 31:35

መዝሙር 136:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 8:3

መዝሙር 136:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:29

መዝሙር 136:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:51

መዝሙር 136:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 13:14

መዝሙር 136:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:21

መዝሙር 136:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:29

መዝሙር 136:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:27, 28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2020፡ ገጽ 6

መዝሙር 136:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 13:18፣ 15:22

መዝሙር 136:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 12:7, 8

መዝሙር 136:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 21:21-24

መዝሙር 136:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 21:33-35

መዝሙር 136:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 32:33

መዝሙር 136:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 9:32
  • +ዘዳ 32:36

መዝሙር 136:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 3:9፣ 6:9

መዝሙር 136:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ስጋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 145:15፣ 147:9

ሓፈሻዊ

መዝ. 136:12ዜና 7:3፣ 20:21፣ መዝ 106:1፣ 107:1
መዝ. 136:1ሉቃ 18:19
መዝ. 136:2መዝ 97:9፣ ዳን 2:47
መዝ. 136:4መዝ 103:17
መዝ. 136:4ዘጸ 15:11፣ ራእ 15:3
መዝ. 136:5እዮ 38:36፣ ምሳ 3:19, 20
መዝ. 136:6ዘፍ 1:9፣ መዝ 24:1, 2
መዝ. 136:7ዘፍ 1:14
መዝ. 136:8ዘፍ 1:16፣ ኤር 31:35
መዝ. 136:9መዝ 8:3
መዝ. 136:10ዘጸ 12:29
መዝ. 136:11ዘጸ 12:51
መዝ. 136:12ዘጸ 13:14
መዝ. 136:13ዘጸ 14:21
መዝ. 136:14ዘጸ 14:29
መዝ. 136:15ዘጸ 14:27, 28
መዝ. 136:16ዘጸ 13:18፣ 15:22
መዝ. 136:17እያ 12:7, 8
መዝ. 136:19ዘሁ 21:21-24
መዝ. 136:20ዘሁ 21:33-35
መዝ. 136:21ዘሁ 32:33
መዝ. 136:23ነህ 9:32
መዝ. 136:23ዘዳ 32:36
መዝ. 136:24መሳ 3:9፣ 6:9
መዝ. 136:25መዝ 145:15፣ 147:9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 136:1-26

መዝሙር

136 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ፡+

ንሱ ድማ ሕያዋይ* እዩ እሞ፡ ንየሆዋ ኣመስግንዎ፣+

 2 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንኣምላኽ ኣማልኽቲ ኣመስግንዎ።+

 3 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንጐይታ ጐይተት ኣመስግንዎ።

 4 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡+

ንሱ በይኑ ዓበይቲ ድንቂ ነገራት ይገብር እዩ።+

 5 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንሰማያት ብኽእለት* ገበሮ።+

 6 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንምድሪ ኣብ ልዕሊ ማያት ዘርግሓ።+

 7 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ዓበይቲ ብርሃናት ገበረ።+

 8 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንጸሓይ ብመዓልቲ ኽትገዝእ ገበራ።+

 9 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንወርሕን ንኸዋኽብትን ብለይቲ ኺገዝኡ ገበሮም።+

10 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

በዅሪ ግብጺ ወቕዐ።+

11 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንእስራኤል ካብ ማእከሎም ኣውጽኦ።+

12 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ብሓያል ኢድን+ ብዝርግሕቲ ቕልጽምን ከምኡ ገበረ።

13 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንቐይሕ ባሕሪ ኣብ ክልተ መቐሎ።+

14 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንእስራኤል ብማእከሉ ኣሕለፎ።+

15 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንፈርኦንን ንሰራዊቱን ናብ ቀይሕ ባሕሪ ደርበዮም።+

16 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንህዝቡ ብበረኻ ኣቢሉ መርሖም።+

17 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ዓበይቲ ነገስታት ወቕዐ።+

18 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ሓያላት ነገስታት ቀተለ።

19 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንሲሆን+ ንጉስ ኣሞራውያን ቀተሎ።

20 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንዖግ+ ንጉስ ባሳን ቀተሎ።

21 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ምድሮም ርስቲ ገይሩ ሃበ።+

22 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንጊልያኡ እስራኤል ኣረስተዮ።

23 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡+

ተዋሪድና ኸለና ዘከረና።+

24 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ካብ ተጻረርትና ብተደጋጋሚ ኣናገፈና።+

25 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንዅሉ ህያው* ይምግብ እዩ።+

26 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡

ንኣምላኽ ሰማያት ኣመስግንዎ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ