ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ኣብራም ካብ ካራን ናብ ከነኣን ነቐለ (1-9)

        • ኣምላኽ ንኣብራም ዘተስፈዎ ተስፋ (7)

      • ኣብራምን ሳራይን ኣብ ግብጺ (10-20)

ዘፍጥረት 12:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 24:3፣ ግብ 7:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2014፡ ገጽ 9-10

    1/11/2001፡ ገጽ 31

    15/8/2001፡ ገጽ 15-16

ዘፍጥረት 12:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 13:14, 16፣ 15:1, 5፣ 17:5፣ 22:17, 18፣ ዘዳ 26:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2023፡ ገጽ 24

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2017፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2014፡ ገጽ 9-10

    15/3/2013፡ ገጽ 20-21

    15/8/2001፡ ገጽ 15-16

    1/2/1998፡ ገጽ 8-9

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 30

ዘፍጥረት 12:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “በረኸት ኪረኽቡ፡” ማለት፡ ጽዒሮም ኪረኽቡ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 27:29, 30
  • +ግብ 3:25፣ ገላ 3:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2020፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2014፡ ገጽ 9-10

    15/3/2013፡ ገጽ 20-21

    1/2/1998፡ ገጽ 8-9

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 30

ዘፍጥረት 12:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 11:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 17

ዘፍጥረት 12:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:29
  • +ዘፍ 11:31
  • +ዘፍ 13:5, 6
  • +ዘፍ 26:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2017፡ ገጽ 14

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 30

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 17

ዘፍጥረት 12:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 35:4፣ ዘዳ 11:29, 30
  • +ግብ 7:15, 16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 18

ዘፍጥረት 12:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:15፣ 21:12፣ 28:13, 14፣ ሮሜ 9:7፣ ገላ 3:16
  • +ዘፍ 13:14, 15፣ 15:1, 7፣ 17:1, 8፣ ዘዳ 34:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2017፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 18-19

    1/2/1998፡ ገጽ 8-9

    2/2020፡ ገጽ 8

ዘፍጥረት 12:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 28:16-19፣ 31:13
  • +ዘፍ 13:1, 3፣ እያ 7:2
  • +ዘፍ 8:20፣ 35:2, 3
  • +ዘፍ 26:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 19

    2/2020፡ ገጽ 8

ዘፍጥረት 12:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 20:1፣ 24:62

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 19

ዘፍጥረት 12:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብስደት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 26:1, 2
  • +መዝ 105:13

ዘፍጥረት 12:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 26:7

ዘፍጥረት 12:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2017፡ ገጽ 14-15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 20

ዘፍጥረት 12:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ከኣ ብህይወት ምእንቲ ኽትነብርሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 20:11, 12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 3/2020፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2017፡ ገጽ 13

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2017፡ ገጽ 14-15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 20-21

ዘፍጥረት 12:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2017፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2015፡ ገጽ 12

ዘፍጥረት 12:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 20:14፣ 24:34, 35

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2017፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2011፡ ገጽ 16-17

    15/8/2001፡ ገጽ 21

ዘፍጥረት 12:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:29፣ 17:15፣ 23:2, 19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 21

ዘፍጥረት 12:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2001፡ ገጽ 21

ዘፍጥረት 12:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 20:11, 12

ዘፍጥረት 12:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 105:14

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 12:1እያ 24:3፣ ግብ 7:3, 4
ዘፍ. 12:2ዘፍ 13:14, 16፣ 15:1, 5፣ 17:5፣ 22:17, 18፣ ዘዳ 26:5
ዘፍ. 12:3ዘፍ 27:29, 30
ዘፍ. 12:3ግብ 3:25፣ ገላ 3:8
ዘፍ. 12:4እብ 11:8
ዘፍ. 12:5ዘፍ 11:29
ዘፍ. 12:5ዘፍ 11:31
ዘፍ. 12:5ዘፍ 13:5, 6
ዘፍ. 12:5ዘፍ 26:3
ዘፍ. 12:6ዘፍ 35:4፣ ዘዳ 11:29, 30
ዘፍ. 12:6ግብ 7:15, 16
ዘፍ. 12:7ዘፍ 3:15፣ 21:12፣ 28:13, 14፣ ሮሜ 9:7፣ ገላ 3:16
ዘፍ. 12:7ዘፍ 13:14, 15፣ 15:1, 7፣ 17:1, 8፣ ዘዳ 34:4
ዘፍ. 12:8ዘፍ 28:16-19፣ 31:13
ዘፍ. 12:8ዘፍ 13:1, 3፣ እያ 7:2
ዘፍ. 12:8ዘፍ 8:20፣ 35:2, 3
ዘፍ. 12:8ዘፍ 26:25
ዘፍ. 12:9ዘፍ 20:1፣ 24:62
ዘፍ. 12:10ዘፍ 26:1, 2
ዘፍ. 12:10መዝ 105:13
ዘፍ. 12:11ዘፍ 26:7
ዘፍ. 12:13ዘፍ 20:11, 12
ዘፍ. 12:16ዘፍ 20:14፣ 24:34, 35
ዘፍ. 12:17ዘፍ 11:29፣ 17:15፣ 23:2, 19
ዘፍ. 12:19ዘፍ 20:11, 12
ዘፍ. 12:20መዝ 105:14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 12:1-20

ዘፍጥረት

12 የሆዋ ድማ ንኣብራም ከምዚ በሎ፦ “ካብ ምድርኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ እንዳ ኣቦኻን ኣነ ናብ ዘርእየካ ምድሪ ኣቢልካ ውጻእ።+ 2 ዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካን ክባርኸካን እየ፣ ንስምካ እውን ከዕብዮ እየ፣ ንበረኸት ድማ ክትከውን ኢኻ።+ 3 ንዚባርኹኻ ኽባርኾም፡ ንዚረግመካ እውን ክረግሞ እየ፣+ ኵሎም ዓሌታት ምድሪ ኸኣ ብኣኻ ብርግጽ ኪባረኹ* እዮም።”+

4 ኣብራም ከኣ ከምቲ የሆዋ ዝበሎ ኸደ፣ ሎጥ ድማ ምስኡ ኸደ። ኣብራም ካብ ካራን ኪወጽእ ከሎ ኸኣ፡ ወዲ 75 ዓመት ነበረ።+ 5 ኣብራም ድማ ንሳራይ ሰበይቱን+ ንሎጥ ወዲ ሓዉን+ ነቲ ዘጥረይዎ ዅሉ ጥሪቶምን+ ነቶም ኣብ ካራን ዘጥረይዎም ሰባትን* ወሰደ እሞ፡ ናብ ምድሪ ከነኣን ነቐሉ።+ ኣብ ምድሪ ከነኣን ምስ በጽሑ፡ 6 ኣብራም በታ ምድሪ እቲኣ ኽሳብ እታ ኣብ ጥቓ ዓበይቲ ኣእዋም ሞሬ+ ዘላ ሴኬም ተጓዕዘ።+ በቲ ግዜ እቲ፡ ከነኣናውያን ኣብታ ምድሪ እቲኣ ነበሩ። 7 የሆዋ ድማ ንኣብራም ተራእዮ፡ “እዛ ምድሪ እዚኣ ንዘርእኻ+ ኽህቦ እየ” ኸኣ በሎ።+ ኣብኡ ድማ ነቲ እተራእዮ የሆዋ መሰውኢ ሰርሓሉ። 8 ካብኡ ናብቲ ብምብራቕ ቤት-ኤል+ ዘሎ ኣኽራን ተጓዒዙ፡ ኣብኡ ድንኳን ተኸለ እሞ፡ ቤት-ኤል ብምዕራቡ፡ ዓይ+ ከኣ ብምብራቑ ዀና። ኣብኡ ኸኣ ንየሆዋ መሰውኢ ሰርሐ፡+ ስም የሆዋ እውን ኪጽውዕ ጀመረ።+ 9 ድሕርዚ፡ ኣብራም ካብቲ ዝሰፈረሉ ነቒሉ፡ ሰፈሩ ኻብ ቦታ ናብ ቦታ እናኣግዓዘ ናብ ነጌብ ኣቢሉ ኸደ።+

10 ኣብታ ምድሪ ኸኣ ጥሜት ኰነ፣ ኣብታ ምድሪ ጥሜት ስለ ዝበርትዐ ድማ፡+ ኣብራም ንግዜኡ* ኣብኣ ኪቕመጥ+ ናብ ግብጺ ወረደ። 11 ናብ ግብጺ ኺኣቱ ምስ ቀረበ ኸኣ፡ ንሰበይቱ ሳራይ፡ “በጃኺ ስምዕኒ! መልክዐኛ ሰበይቲ ምዃንኪ እፈልጥ እየ።+ 12 ግብጻውያን ምስ ረኣዩኺ ድማ፡ ‘እዚኣ ሰበይቱ እያ’ ኺብሉ እዮም። ንዓይ ቀቲሎም ከኣ፡ ንዓኺ ብህይወት ኪሓድጉኺ እዮም። 13 ብሳላኺ ደሓን ምእንቲ ኽረክብ፡ ህይወተይ ከኣ ምእንቲ ኽትነሓፍሲ፡* በጃኺ ሓብቱ እየ በሊ” በላ።+

14 ኣብራም ኣብ ግብጺ ምስ ኣተወ፡ ግብጻውያን እታ ሰበይቲ ኣዝያ መልክዐኛ ምዃና ረኣዩ። 15 መሳፍንቲ ፈርኦን ድማ ረኣይዋ፣ ኣብ ቅድሚ ፈርኦን ከኣ ወደስዋ፣ እታ ሰበይቲ እውን ናብ ቤት ፈርኦን ተወስደት። 16 ንሱ ድማ ንኣብራም ምእንታኣ ኢሉ ጽቡቕ ገበረሉ፣ ኣባጊዕን ከብትን ተባዕትዮን ኣንስትዮን ኣእዱግን ገላዉን ኣግራድን ኣግማልን ከኣ ኣጥረየ።+ 17 የሆዋ ኸኣ ብሰሪ ሳራይ ሰበይቲ ኣብራም፡+ ንፈርኦንን ንቤተ ሰቡን ብብርቱዕ መዓት ወቕዖም። 18 ፈርኦን ድማ ንኣብራም ጸዊዑ፡ “እንታይ እዩ እዚ ዝገበርካኒ፧ ስለምንታይ ኢኻ ሰበይትኻ ምዃና ዘይነገርካኒ፧ 19 ስለምንታይከ፡ ‘ሓብተይ እያ’ ኢልካኒ፧+ ሰበይተይ ክትከውን ክወስዳ ኢለ ነይረ። ሕጂ ኸኣ፡ እንሃትልካ ሰበይትኻ። ሒዝካያ ኺድ!” በሎ። 20 ፈርኦን ድማ ብዛዕባኡ ንሰቡ ኣዘዞም፣ ንዕኡን ንሰበይቱን ንዘለዎ ዅሉን ከኣ ይኺዱ ሓደግዎም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ