2 ቈረንቶስ ትሕዝቶ 1 ሰላምታ (1, 2) ኣብ ኵሉ ጸበባ፡ ካብ ኣምላኽ ዚርከብ ምጽንናዕ (3-11) ኣብ መደባት ጕዕዞ ጳውሎስ እተገብረ ለውጢ (12-24) 2 ጳውሎስ ኬሐጕሶም ይሓስብ ነበረ (1-4) ሓደ ሓጥእ ይቕረ ተባህለሉን ተመልሰን (5-11) ጳውሎስ ኣብ ጥሮኣስን ኣብ መቄዶንያን (12, 13) ኣገልግሎትና፡ ዓጀባ ዓወት (14-17) ሸቀጥቲ ቓል ኣምላኽ ኣይኰንናን (17) 3 ናይ ደገፍ ደብዳበታት (1-3) ኣገልገልቲ ሓድሽ ኪዳን (4-6) ዝያዳ ኽብሪ ሓድሽ ኪዳን (7-18) 4 ብርሃን እቲ ብስራት (1-6) ኣእምሮ ዘይኣመንቲ ዓወረ (4) ኣብ ኣቕሓ መሬት ዘሎ መዝገብ (7-18) 5 ሰማያዊት መንበሪት ምልባስ (1-10) ኣገልግሎት ዕርቂ (11-21) ሓድሽ ፍጥረት (17) ኣምባሳደራት ክርስቶስ (20) 6 ዕላማ ጸጋ ኣምላኽ ኣይትስሓትዎ (1, 2) ጳውሎስ ኣብ ኣገልግሎቱ ዘጓነፎ ነገራት (3-13) ምስ ዘይኣመንቲ ኣብ ሓደ ኣርዑት ኣይትጸመዱ (14-18) 7 ካብ ርኽሰት ርእስና ነንጽህ (1) ጳውሎስ ብሰብ ቈረንቶስ ተሓጐሰ (2-4) ቲቶስ ዜሐጕስ ደሃይ ሒዙ ተመልሰ (5-7) ከም ፍቓድ ኣምላኽ ምጕሃይን ንስሓን (8-16) 8 ውጽኢት ንኣይሁድ ክርስትያናት (1-15) ቲቶስ ናብ ቈረንቶስ ተላእከ (16-24) 9 ኪልግሱ እተዋህበ መተባብዒ (1-15) ኣምላኽ ሕጉስ ወሃቢ ይፈቱ (7) 10 ጳውሎስ ንኣገልግሎቱ ተጣበቐሉ (1-18) ኣጽዋርና ስጋዊ ኣይኰነን (4, 5) 11 ጳውሎስን እቶም ብሉጻት ሃዋርያትን (1-15) ጳውሎስ ሃዋርያ ዀይኑ ዘሕለፎ ጸገማት (16-33) 12 ራእያት ጳውሎስ (1-7ሀ) ንጳውሎስ ‘ኣብ ስጋኡ እተዋህቦ እሾዅ’ (7ለ-10) ካብቶም ብሉጻት ሃዋርያት ኣይሓምቕን እዩ (11-13) ጳውሎስ ንሰብ ቈረንቶስ ዝነበሮ ሓልዮት (14-21) 13 ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታን ምዕዶን (1-14) “ብእምነት እንተ ኣሊኹም፡ ብቐጻሊ ርእስኹም ፈትኑ” (5) ቅንዑ፣ ሓደ ሓሳብ ኩኑ (11)