ሰንበት
“ንኣቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዜምልኹላ ሰዓት ትመጽእ ኣላ”—ዮሃንስ 4:23
ቅድሚ ቐትሪ
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
9:30 መዝሙር ቍ. 140ን ጸሎትን
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ካብ ዘረባ የሱስ ዚርከብ ትምህርቲ
• “ናብ ሰማይ ዝዓረገ ሓደ እኳ የልቦን” (ዮሃንስ 3:13)
• “ናብ ብርሃን ይመጽእ እዩ” (ዮሃንስ 3:19-21)
• “ኣነ . . . ንሱ እየ” (ዮሃንስ 4:25, 26)
• “ብልዐይ” (ዮሃንስ 4:34)
• “ግራውቲ ንዓጺድ ከም ዝጻዕደወ ርኣዩ” (ዮሃንስ 4:35)
11:05 መዝሙር ቍ. 37ን ምልክታታትን
11:15 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ንእትፈልጥዎ ዲኹም እተምልኹ፧ (ዮሃንስ 4:20-24)
11:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
12:15 መዝሙር ቍ. 84ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
1:45 መዝሙር ቍ. 77
1:50 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦
ወንጌል የሱስ፦ 3ይ ምዕራፍ
“ኣነ . . . ንሱ እየ” (ዮሃንስ 3:1–4:54፣ ማቴዎስ 4:12-20፣ ማርቆስ 1:19, 20፣ ሉቃስ 4:16–5:11)
2:35 መዝሙር ቍ. 20ን ምልክታታትን
2:45 እንታይ ተማሂርና፧
2:55 ኣብታ ዓባይ መንፈሳዊት ቤተ መቕደስ የሆዋ ንበሩ! (እብራውያን 10:21-25፣ 13:15, 16፣ 1 ጴጥሮስ 1:14-16፣ 2:21)
3:45 ሓዳስ ናይ ፈለማ መዝሙርን መዕጸዊ ጸሎትን