ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w11 15/10 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
w11 15/10 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ጥቅምቲ 2011

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

28 ሕዳር 2011–4 ታሕሳስ 2011

መዘናግዒኻ ጠቓሚ ድዩ፧

ገጽ 8 ዚዝመር

መዝሙራት፦ 42, 14

5-11 ታሕሳስ 2011

ንእተመርዓዉን ንዘይተመርዓዉን ዚኸውን ጥበባዊ ምኽሪ

ገጽ 13

ዚዝመር መዝሙራት፦ 26, 36

12-18 ታሕሳስ 2011

ኣብቲ “ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ” ዝዀነ የሆዋ ተወከል

ገጽ 23

ዚዝመር መዝሙራት፦ 28, 48

19-25 ታሕሳስ 2011

‘ንዅሎም ሕዙናት ኣጸናንዓዮም’

ገጽ 27

ዚዝመር መዝሙራት፦ 38, 42

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 1 ገጽ 8-12

ኣብ ዝዀነ ይኹን ቦታ ንሃሉ ብዘየገድስ፡ ንስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ግብሪ ምስ እነውዕሎ፡ ጠቓሚ ዓይነት መዘናግዒ ኽንመርጽ ኢና። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ ብኸመይ ብቑዕ መዘናግዒ ኽንመርጽ ከም እንኽእል ክትገልጽ እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 2 ገጽ 13-17

ብዛዕባ ንጽል ኴንካ ምንባርን ብዛዕባ ሓዳርን እንገብሮ ውሳነታት ንህይወትና ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነቲ ምስ የሆዋ ኣምላኽ ዘሎና ርክብ እውን ይትንክፎ እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኽ፡ እተመርዓዉ ይኹኑ ዘይተመርዓዉ፡ ነቲ ኣብ 1 ቈረንቶስ ምዕራፍ 7 ዚርከብ ኣገዳሲ ምኽሪ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ግብሪ ብምውዓል፡ ብኸመይ ኪጥቀሙ ኸም ዚኽእሉ ትገልጽ።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 23-31

ኣገልገልቲ የሆዋን ካልኦት ሰባትን ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ብዙሕ ዜጕሂ ዅነታት የጋጥሞም እዩ። ገለ ኻብዚ ዅነታት እዚ እንታይ እዩ፧ እቲ ዜድሊ መጸናንዒኸ ኻበይ እዩ ኺርከብ ዚከኣል፧ እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚኣተን፡ የሆዋን መሰኻኽሩን ነቶም ኣብዚ ሽግር ዝመልኦ እዋን ዚነብሩ ዘለዉ ሰባት ብኸመይ ከም ዜጸናንዕዎም ይገልጻ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 “ንቕሑ”—እዚ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

5 ብሓባር ንተሓጐስ!

18 ንየሆዋ ብምግልጋለይ ሕጉስ እየ

32 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

[ኣብ ገጽ 2 ዘሎ ምንጪ ስእሊ]

Globe: Courtesy of Replogle Globes

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ