ንዓይ ዚኸውን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ደቂ 3 ዓመትን ትሕቲኡን
ካሌብ ዓርኩ ኸም ዝሓመመ ሰምዐ። ከምዚ ኸኣ በለ፦ “ደብዳበ ኽጽሕፈሉ እየ
ንኸሐጕሶ
እንተ ተሓጕሱ ኸኣ ሕማሙ ይፈዅሶ ነዛ ደብዳበ ክኸይድ እየ ኸብጽሓሉ
ከም ዝፈትዎ
ኸረጋግጸሉ!”
ለውሃት እንተ ኣርኢኻ፡ ክልቴኹም ትሕጐሱ።
ንጥፈታት
ውሉድካ ናብዚ ዚስዕብ ነገራት ከም ዜመልክት ግበር፦
ገዛ ጠረጴዛ ካሌብ
ጸሓይ ዑፍ ኦም
ንስኻን ውሉድካን ንሓደ ዝሓመመ ሰብ ብኸመይ ከተጸናንዕዎ ኸም እትኽእሉ፡ ንውሉድካ ኣዘራርቦ