ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w14 15/6 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
w14 15/6 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሰነ 2014

© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ሕታም መጽናዕቲ

4-10 ነሓሰ 2014

‘ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣፍቅሮ’

ገጽ 12 • መዝሙር፦ 3, 32

11-17 ነሓሰ 2014

‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ’

ገጽ 17 • መዝሙር፦ 25, 3

18-24 ነሓሰ 2014

ንሰብኣዊ ድኽመት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮ ጌርካ ዲኻ እትርእዮ፧

ገጽ 23 • መዝሙር፦ 35, 50

25-31 ነሓሰ 2014

ንተኽእሎኦም ምሉእ ብምሉእ ኪጥቀሙሉ ሓግዞም

ገጽ 28 • መዝሙር፦ 42, 50

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ‘ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣፍቅሮ’

▪ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ’

እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ብዛዕባ እተን የሱስ ዝገለጸን ክልተ ዝዓበያ ትእዛዛት ይገልጻ። የሱስ፡ ንየሆዋ ብምሉእ ልብናን ብምሉእ ነፍስናን ብምሉእ ኣእምሮናን ከነፍቅሮ ኸም ዘሎና ኺገልጽ ከሎ እንታይ ማለቱ ኸም ዝነበረ ተመሃር። ንብጻይና ኸም ነፍስና ኸም እነፍቅሮ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ምዃኑ እውን ፍለጥ።

▪ ንሰብኣዊ ድኽመት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮ ጌርካ ዲኻ እትርእዮ፧

▪ ንተኽእሎኦም ምሉእ ብምሉእ ኪጥቀሙሉ ሓግዞም

ነቶም ምስ ድኽመት ዚቃለሱ ሰባት ክንሕግዞም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ እዚ ሓደ ኻብቲ ኣብዘን ዓንቀጻት እዚአን ተገሊጹ ዘሎ ሓሳባት እዩ። ብዘይካዚ፡ ንመንእሰያት ወይ ንሓደስቲ እተጠምቁ ኣሕዋት፡ ንተኽእሎኦም ምሉእ ብምሉእ ንኺጥቀሙሉ ብኸመይ ክንሕግዞም ከም እንኽእል ይሕብራ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ‘ንመገዲ እግርኻ ብምቕናዕ’ ዕቤት ግበር

7 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

8 ንእተፋትሑ ክርስትያን ብጾትካ ሓግዞም—ብኸመይ፧

22 ትዝክሮዶ፧

ገበር፦ ኣብቲ ኣብ ቦትስዋና ዚርከብ ገማግም ሩባ ኦካቫንጎ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ነቶም ቋንቋ ምቡኩሹ ዚዛረቡ ገፈፍቲ ዓሳ ይበጽሖም ኣሎ

ቦትስዋና

ብዝሒ ህዝቢ

2,021,000

ኣስፋሕቲ

2,096

ጉባኤታት

47

ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ 2013

5,735

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ